Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ናይ ትካል ምውናን ዓውዲ፣ ወይ 'ኢንተርፕረነር' ምድህሳስ

ምስ ምስ Avec SINGA Nantes, La Roche-Sur-Yon, Angers

ኣዳላዊ SINGA Nantes ኣቐድዲሙ ዝነበረ рік тому

ምኽሪን ሓገዝን ን ኣብ ኣብ i Nantes ናንተ ዝነብርን ሓድሽ ትካል ንዝጅምርን ሰብ ዝወሃብ መደብ

SINGA Nantes ሲንጋ ናንተ ፣ ንሰብ ትካላት፣ ምእንቲ ብ ቐጻሊ ዝምዕል ንኸውን ምእንቲ ዘኽእል ሓበሬታ ንኽህብ ዝተዳለወ ንጥፈት እዩ።

ንምንታይከ የዘገድስ?

  • ሓሳብካ ኣብ ምትኳር ምሕጋዝ
  • ኣብ ፈረንሳ ዘሎ ትካላዊ ኣሰራርሓ ምፍላጥ
  • ዓውደ ዕዳጋ ምጽናዕ
  • መሰረታዊ ኣፍልጦ ብዛዕባ እቲ ዓውዲ ምፍላጥ
  • ዓውደ ስርሓት ምውሓስ

  • ውልቃዊ ሓገዝ ኣብ ምምዕባል ትካል ፣ ሞያዊ ሓገዝ ምርካብ.
  • ኣብ እቲ ንጥፈት ብ ሞያዊ ዓይኒ ምንጣፍ·ኣብ ዓለም ዕዳጋ ምውድዳርን

  • ኣብ ርኡይ ዝኾነ መሳልል ምርኣይ
  • ምስ ኤክስፐርታት ምልላይ፣ ከም ም ኣድላይነቱ ዝጠቕሙ

ከመይ ንገብሮ?

ብ ኢመይል: entrepreneuriatnantes@singa.fr

ብ ቴለፎን : ቆጸራ ምሓዝ ምስ እትደልዩ 07 49 91 66 56

13 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • claudia mምምሕዳር
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • nessrine maizaተርጓሚ/ሚት
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • caroukተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • anastasiaተርጓሚ/ሚት
  • utilisateur_887889ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • singa nantesኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ

Liens utiles