Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምምስራት ትካል ወይ ማሕበር

ምስ ምስ Singa Marseille

ኣዳላዊ Singa Marseille ኣቐድዲሙ ዝነበረ рік тому

እዚ ን 4 ኣዋርሕ ዝጽዝንሕ ናይ ውልቃዊ ኣኼባታትን ናይ ጉጅለ ዓውደ መጽናዕትን

  • ምእንቲ ምሕዳር ርድኢት ስርዓት ኣመሰራርታ ፈረንሳ ምፍጣር ንግዲ ኣብ ፈረንሳ
  • ከምኡውን ን ከመይ ቢዝነስኩም ክትሃንጹ ክትጅምሩ ምኽኣል ንምርዳእ።
ምፍላጡ ዘገድስ
ቅድሚ ምስታፍ ኣብዚ መደብ ንምስታፍ ግድን ክፍለጡ ዘለዎም ነገራት
- ፈለማ ኣብ ፈረንሳ ካብ ዝጸንሑ 5 ዓመት ዘይመልእ ምስ ዝኸውን ።
- ፍቓድ ናይ ስራሕ መንበሪን ዘለዎም ፍቓድ ክህልዎም
- ምልከት ቋንቋ ብፈረንሳ ወይ እንግሊዝኛ ብውሑድ ደረጃ A1 ወይ A2
-ምህላው ሓሳብ ናይ ቢዝነስ ወይ ማሕበር ንምፍጣር ።
- ፕሮጀክቶም ንምምዕባል ግዜ ምህላው ።

ንምንታይከ የዘገድስ?

  • ዘድልዩ ስጉምትታትን ሰነዳትን ምህላው
  • ሕግታትን ፡ ዓይነታትን ትካላትን ማሕበራትን ተቕዋማትን ምፍላጥ።

Singa ሲንጋ ነዚ ተግባራዊ ንምግባር ኣብ እዚ ዝስዕብ ነገራት ይሕግዘኩም

  • ሓሳብኩም ኣብ ምንጻር
  • ዓማዊል ዕዳጋ ምርዳእ ከም እትኽእሉ ምግባር
  • ፕሮጀክትኹም እንታይ ድሌት ከም ዘማልእ ምርግጋጽ
  • መወዳድርትኹምን መሻርኽትኹምንንምልልላይ
  • ንዝቐረበ ንድፈ ሓሳብ ምህናጽ።
ምፍላጡ ዘገድስ
ድሕሪ እዚ ናይ መጽናዕቲ ስራሕ፡ ነቲ ፕሮጀክትኹም ክትጅምሮ ድዩ ኣይክትጅምሩን ትውስኑ ባዕልኹም ኢኹም።

  • ምእንቲ ምስ ካልኦት ናይ መጻኢ ሰብ ሃብቲ ክትራኸቡ ምኽኣል።
  • ምስ ተዛማዲ ዓውድታት ዝነጥፉ ካብ ሓያሎ ተመክሮ ዝመጹ ሰብ ሞያ ምርኻብ
  • እንተደሊኹም ኣብቲ ብሲንጋ ማርሴ Singa Marseille. ዝቐርብ ባህላውን ስፖርታውን ንጥፈታት ምስታፍ።

ከመይ ንገብሮ?

እቲ ክትረኽቦ ዘለኩም ሰብ ማኤላ Maela እያ፤

  • ብኢመይል maela@singa.fr
  • ወይ ብተሌፎን፡ 07 52 07 13 59

12 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • claudia mምምሕዳር
  • singa marseilleኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • nadim keithተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • ghannam laspresesተርጓሚ/ሚት
  • traductionsinemተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት

Liens utiles