Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምምስራት ናይ ውልቂ ትካል ወይ ማሕበር

ምስ ምስ les Incubateurs THSN

ኣዳላዊ La Ruche Développement ኣቐድዲሙ ዝነበረ 2 роки тому

እዚ ናይ THSN de La Ruche መደብ ፣ 9 ኣዋርሕ ትካልኩም ንኽትምስርቱ ይሕግዘኩም

  • ወርሓዊ ውልቃዊ ምክትታል ምስ መወከሲ፣ መምህርን ኣመሓዳሪን ብምግባር ፕሮጀክትካ ንምፍጣር ክሕግዘካ የሰንየኩም
  • ኣብቲ ፕሮሞሽን ምስ ካልኦት ሰብ ሃፍቲ ወርሓዊ ኣብ ዓውደ መጽናዕትን ስልጠናን ይሳትፈኩም
  • ምስ ክኢላታት ሰብ ሞያ ክራኸብ
  • ኣብ Montreuil ወይ ኣብ Saint-Denis ሞንትሩይል ወይ ሴንት-ደኒስ ናይ ስራሕ ቦታ ክረኽቡ ይኽእሉ።

ንምንታይከ የዘገድስ?

ኣብ ዞባ ቴስዓን ሰለስተን ዝርከባ ከተማታት ሳን ደኒ(saint denis) ን ሞንትሮይን(montreuil) ዝተባህላ ከተማታት ዘሎ ንዝተፈላለዩ ዓበይቲ ኣጋጣሚታትን ናይ ሞያን ንስራሕኩም ዝምልከት ኣኼባታት ክትገብሩሉ ስራሓትኩም እውን ከተሳልጥሉ እትኽእሉሉን ቦታታት ተዳልዩልኩም ከምዘሎን ክትጥቀሙሉ ከምእትኽእሉን ንሕብር።

  • ኣብ ወርሒ 1 ሓባራዊ ዓውደ መጽናዕቲ ንፕሮጀክትካ ንምግላጽ፣ ንምምዋሉን ንዕዳጋ ንምዕዳግን ዝሕግዝ
  • ኣብ ወርሒ 1 ውልቃዊ ኣኼባ ምስ ወኪልኩም La Ruche Paris ላ ሩሽ ፓሪስ ኣብ ዕላማታትኩም ክድግፈኩምን ሕቶታትኩም ክምልሱልኩምን።
  • ምስ ክኢላታትን ምኩራት ሰብ ሃብቲትን ተራኸቡ።

  • 15 መራሕቲ ፕሮጀክት ዝሓቖፈ ክፍሊ ተጸንበር
  • ስነ-ህይወት ሰብ ሃብቲ ተራኸቡ።
  • ምስ ካልኦት ክኢላታትት La Ruche. ላ ሩቸ ተራኸቡ

ናይ ምህላው ተኽእሎ ኣሎካ

  • ስነ-ልቦናዊ ደገፍ ምስ ክኢላ ስነ-ኣእምሮ
  • ኣሰልጣኒ ውልቃዊ ምዕባለ
  • ኣብቲ ዓውደ መጽናዕትታት ንምስታፍ ክንክን ህጻናት
  • ትምህርቲ ፈረንሳ ብዘይካ ዓውደ መጽናዕትታት።

ከመይ ንገብሮ?

ኣብ መደብና ንምስታፍ ኣብዚ ትውቑ, lien.

ብድሕሪ እዚ ,ባዕልና ክንድውለልኩም ኢና ፣ ን ናይ ፈላመ ርክብ ምሳና ንምርኻብ

ኣድራሻና እነሆ:

clara.g@la-ruche.net / 07 56 85 11 19

Lieu d'accueil

4 Place du Guignier, 75020 Paris, France

07 56 85 11 19

clara.g@la-ruche.net

Chargement de la carte...

16 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • xavidumምምሕዳር
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • jafhaተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • utilisateur_61623907ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • nalothmanተርጓሚ/ሚት
  • sanተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት
  • abrhamተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • anastasiaተርጓሚ/ሚት
  • incubateur à montreuilኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • la ruche - programme tempoኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ

Liens utiles