ምምዕባል፣ ቢዝነስ ወይ ማሕበር ምፍጣርን ምኽኣል
ምስ ምስ Programme Tempo
ኣዳላዊ La Ruche Développement ኣቐድዲሙ ዝነበረ 2 місяці томуምኽፋት ናይ 9 ኣዋርሕ መደብ ንግዲ ወይ ማሕበር ንምፍጣር ምስ፣
- ምህላው ምሓፈሻዊ ትሕዝቶ ጽላት ኢንተርፕሪነርሺፕ ፈረንሳ l'entreprenariat en France
- ምፍጻም፣ ንትሕድስቲ ፣ ውዳበን ምዕባለን ናይ ደቨሎፐር
- ምምስራት ምርኻብ ምስ ሰብ ሞያ፡ መራሕቲ ንግዲ ወይ መራሕቲ ማሕበራት
- ምስታፍ ምርካብ ኣኼባታት፡ ፍጻመታት
- ናይ ኢንተርኔት ፕላትፎርም ምስታፍ ሓበሬታ ኣብ መድረኽ ኢንተርነት
- ናይ ኣብ ሞንትሩይል፡ Montreuil, à Saint-Denis ሴንት ደኒስ ወይ ፓሪስ ዝርከብ ናይ ስራሕ ቦታ።
ምርካብ፣ ኣብ ወርሒ 1 ወይ 2 ቆጸራታት ኣለዉና፣ ካልእ ንጥፈት (መጽናዕቲ፣ ክፍለ ግዜ ወይ ምሉእ ግዜ ስራሕ) እንተሃልዩኩም ኣብዚ መደብ ክትሳተፉ ትኽእሉ ኢኹም።
ምፍላጡ ዘገድስ ኣብዚ መደብ ንምስታፍ ግድን ክህልወኩም ዘለዎ ነገራት ፤ኣብ እዞም ዝስዕቡ መደባት
-ምህላው ናይ ስደተኛ ተፈላለዩ ደረጃ ደረጃ፣ ወይ ሃገርኣልቦ ሰብ ደረጃ፣ ወይ ተጠቃሚ ናይ ንኡስ ወይ ግዝያዊ ሓለዋ ክህልዎም ሰባት ምዃን
- ምህላው ወይ ንልዕሊ 6 ኣዋርሕ ሓታቲ ዑቕባ ዝነበሩ ሰባት
- ምህላው ዝተሓተ ደረጃ ፈረንሳ A2 ክህልዎም እዩ።
- ምህላው ናይ ንግዲ ወይ ማሕበር ፕሮጀክት
- እዚ ን9 ኣዋርሕ ኣብ ወርሒ እንተወሓደ 1 መዓልቲ ድሉውን ድራኸ ዘለዎን ክኸውን።
-ምህላው ናይ ስደተኛ ተፈላለዩ ደረጃ ደረጃ፣ ወይ ሃገርኣልቦ ሰብ ደረጃ፣ ወይ ተጠቃሚ ናይ ንኡስ ወይ ግዝያዊ ሓለዋ ክህልዎም ሰባት ምዃን
- ምህላው ወይ ንልዕሊ 6 ኣዋርሕ ሓታቲ ዑቕባ ዝነበሩ ሰባት
- ምህላው ዝተሓተ ደረጃ ፈረንሳ A2 ክህልዎም እዩ።
- ምህላው ናይ ንግዲ ወይ ማሕበር ፕሮጀክት
- እዚ ን9 ኣዋርሕ ኣብ ወርሒ እንተወሓደ 1 መዓልቲ ድሉውን ድራኸ ዘለዎን ክኸውን።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
Lieu d'accueil
4, Rue du Guignier, Quartier de Belleville, Paris 20e Arrondissement, Paris, Île-de-France, France métropolitaine, 75020, France
07 56 85 11 19
tempo@la-ruche.net
Chargement de la carte...
9 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
claudia mምምሕዳር
la ruche - programme tempoኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
charifeh aldabaghተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
gitoroተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት