ብ ፖአምልዋ Pôle emploi ዝምወል ናይ ኦን ላይን ትምህርቲ ንምርካብ
ብሳላ ፖለምፕልዋ፣ ,ኣብ ኦን ላይን ናይ ዲጂታል ትምህርቲ ብናጻ ንኽትመሃሩ ምእንቲ ክትክእሉ
République
Française
Réfugiés.info
ሓበሬታ ን ስደተኛታት ኣብ ፈረንሳ
ካብ መንጎ 1139 ፋይላት ናይ ምሕዳራትን ኣከባብያውያን ኣገልግሎት ዝሕብሩ ርኸቡ
ብሳላ ፖለምፕልዋ፣ ,ኣብ ኦን ላይን ናይ ዲጂታል ትምህርቲ ብናጻ ንኽትመሃሩ ምእንቲ ክትክእሉ
ምስ OpenClassrooms, ኣብ ስራሕ ዓለም ንምስታፍ ዝጠቕመኩም ስራሕ ቅልጡፍ ንምርካብ ደኽእለኩም 100% ኣብ ኦንላይን ዝኾነ ትምህርቲ ንምርካብ ይሕግዝ,
ስልጠና (Titre RNCP)እናተከፈላካ ቋንቋ ፈረንሳ ምምሃር ዕድል ንምስታፍ ኣብ-ኢልደ-ፍራንስ ወይ ፓሪስን ከባቢኣን ንዝደልዩ
ምስልጣን ሓበሬታትን ኣጠቓቅማን ስልጠና ናይ ምስ ኮምፒተር ዝተኣሳሰር ኣብ መዓልታዊ ሂወት ናይ ዓውደ ሞያ
ምስልጣን ሓደ ስልጠና ናይ RNCP 5 (bac+2) ጎድኒ ጎኒ ምፍርራቕ ስራሕን ትምህትርቲን
ሞያ ዌብ ዲቨሎፐር ንምርካብ ናይ 7 ሰሙን ስልጠና (ቴክኒካዊ + ፈረንሳ) ስልጠናን ናይ ምድላው ወብሳይት ዘጠቓለለ ስልተና ይህብ
ን ምልላይ 7 ሰሙን ምሉእ ግዜ ምስ ቴክኒካዊ ክእለትን ኮርሳት ፈረንሳን ምኽኣል
ምምህሃር ንስራሕን ንሞያዊ ኣገባባትን ኮርሳትን ፈረንሳ ኮምፒተር ንምጥቃም 7 ሰሙን
ምምሃር ፣ ናይ ዲጂታላዊ ተኽእሎታት ናይ 6 ሰሙን ስልጠና ኣብ Villeurbanne ቪለርባን ምስ ትምህርቲ ፈረንሳን ዲጂታላውን
ምስታፍ ኣብ ሓደ ናይ ምውህሃድ ኩባንያ ናይ ውሱን ግዜ ውዕል ምስ ኣገባባት፣ ሎጂስቲክስ፣ ዲጂታላዊ፣ ዳግመ-ምጥቃም ጽላት ሓገዝ
ምኽኣል ዲጂታላዊ ክእለት፡ ውጥን ሞያ፡ ፈረንሳ
ምምሃት 4 ሰሙን ኣብ ሞንትሩይል (93) ምስ ስልጠና ኮምፒተር ምጥቃምን ትምህርቲ ፈረንሳን።
ምጥላብ ኣብ ፈረንሳ ትምህርትቲ ዳግማይ ክትጅምር ወይ ስራሕ ንምርካብ ናይ ወጻኢ ዲፕሎማ ኣፍልጦ ክወሃበካ ግበር ENIC-NARIC ።
ብኸመይ ከ ስልጠና ሕሳብ ንከፍት (CPF) ከም እትኣቱ ፍለጥን ንስልጠን ክትምዝገብን ትኽእል።
ምኽኣል ከም ልምምድ (FFI) እናተዋሳእካ ናይ ተማሃራይ ደረጃ ምህላው ኣብ ሆስፒታል ክትሰርሕን ክፍሊት ክትረክብን የኽእኩም።
ብነጻን እናተኸፈለኩም እትስልጥንሉ ሞያ ህንጻ ከምኒ (ፕላምበር/መሃንድስ ናይ መውዓዪ ቤት፣ ኤሌክትሪሻንን) ዘጠቓለለ እዩ።
ኣብ ሓደ ዓቢ ትካል ንዝተረጋገጸ ስራሕ ልምምድን ስልጠና እናተኸፈልኩ ንምውሳድ
ምርካብ ናይ ስራሕ-መጽናዕቲ ሞያዊ ስልጠና ንCAP ንምድላው ኣብ ኣሰላፊ መግቢ፡ ጸጉሪ ርእሲ፡ ዳቦ ሰራሕ፡ መካኒክ ወዘተ።
ምስልጣን ኣዋርሕን ፈረቃን ዝጸንሕ ዝወሃብ ስልጠና ግዜ 6 ናይ ስራሕ ፣ ምኽሻን ስልጠና ንምርካብ ዘኽእል ሰልጠና
ገይክ በተፐ ቡርጎኝ ዝተባህለ መደብ (Geiq BTP Bourgogne) ኣብ ህዝባዊ ስራሓት ህንጻ ብምህናጽ ዝነጥፍ ትካል እዮ።