Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምኽኣል ኣጠቓቕማ ኮምፒተር ብ ቋንቋ ፈረንሳ ምዕባልን

ምስ ምስ Avec Découverte Numérique - programme Refugeeks

ኣዳላዊ Simplon Auvergne Rhône Alpes , Métropole de Grenobleኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 5 heures

እዚ ናይ 7ሰሙን ስልጠና ኮርስ ምእንቲ ክትረኽቡ

  • ፈለማ ምእንቲ ስራሕ ንምድላይን ምምሕዳራዊ ኣገባባት ኣብ ኢንተርነት ንምፍጻምን ዲጂታላዊ መሳርሒታት ምጥቃም ይመሃሩ
  • ከምኡውን ብቋንቋ ፈረንሳ ብኣፋውን ብጽሑፍን ምዕባለ።
ምፍላጢ ዘገድስ ኮምፒተር እንተዘይብልኩም ኣብ እዋን ስልጠና ኮምፒተር ምልቃሕ ይከኣል እዩ።ኮምፒተር እንተዘይብልካ ኣብ እዋን ስልጠና ከተለቅሓካ ይከኣል እዩ።
ኣዝዩ ዘገድስ ነዚ ስልጠና ንምዝዛም ግድን፤
- ስደተኛ፣ ወይ ተጠቃሚ ንኡስ ወይ ግዝያዊ ሓለዋ፣ ወይ ሃገር ዘይብሉ፣ ወይ ኣብ ፈረንሳ ካብ ዝጸንሐ ትሕቲ 5 ዓመት ዝጸንሐ ክኸውን
- ኣብ ፈረንሳ ትራቫይል ክምዝገብ
- ዝተሓተ ደረጃ A2 ናይ ፈረንሳ ክህልዎም እዩ።
- ቋንቋ ኣዴኹም ምንባብን ምጽሓፍን ፍለጥ
- ኣብ ምሉእ እቲ ስልጠና ድራኸ ዘለዎን ዝርከብን ክኸውን።

ንምንታይከ የዘገድስ?

  • ኮምፒተር፣ ብ ኮምፑተር ምሕታም ፣ ብ ከመይ እትጥቀም ምፍላጥ (ምስ wifi ምትእስሳር፣ ፎርም ምምላእን ምሕታምን ወዘተ)
  • ኣብ ኢንተርነት ምምሕዳራዊ ኣገባባት ምፍጻም ክኽእል (ቆጸራ ምሓዝ፡ ብኢመይል ሰነድ ስካንን ምልኣኽን ወዘተ)
  • ኣብ ሳይታትን ኣፕታትን ኣፕሚኬሽን ስራሕ ድለዩ።
  • ውሑስ ውልቃዊ ሓበሬታ።

እዚ ስልጠና ብመንግስቲ ኣፍልጦ ዝተዋህቦ ምስክር ወረቐት ዘረጋግጽ እዩ: RS 5837 Mobiliser les compétences informatiques fondamentales.
ኣብ መወዳእታ ናይዚ ስልጠና፡ ካልእ ስልጠና ክትቅጽል ትኽእል ኢኻ።

  • ምስታፍ ኣብ ሰሙን ሓደ መዓልቲ ትምህርቲ ፈረንሳ
  • ዕላል ኣብ ዲጂታላዊ ዓውዲ፡ መዓልታዊ ህይወትን ሞያዊ ህይወትን።
  • ብቃል ን ብጽሑፍን ምዝርራብ።

  • ምኽኣል ብጉጅለ ምስራሕ
  • ከምኡውን ከመይ ጌርካ ንነብስኻ ከተላልያን ብዛዕባ ክእለትካ ክትዛረብን ምላልጥ
  • ኣብ ቅድሚ ካልኦት ሰባት ፕሮጀክት ኣቕርቡ።

ከመይ ንገብሮ?

1. ምምላእ ce formulaire

2.ቅጥዒ መመልከቲ ብኢመይል ምቕባል።

3 መመልከቲ ቅጥዒ መሊኦም ከቕርቡ ይግባእ::

ምፍላጡ ዘገድስ L'adresse de la formation, les dates et les horaires peuvent être différents.

 ብዛዕባ እቲ ስልጠና መብርሂ ንምርካብን ሕቶታት ንምሕታትን ሓያሎ ኣኼባታት ኣሎ።: cliquer ici pour voir les dates et participer.

Lieu d'accueil

Rue Henri Barbusse, Constantine, Secteur 6, Grenoble, Isère, Auvergne-Rhône-Alpes, France métropolitaine, 38100, France

cdupont@simplon.co

Chargement de la carte...

39 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • a mugnierምምሕዳር
  • claudia mምምሕዳር
  • capucine-simplonኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • moreauተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • rama anzouተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • charlène-simplonኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • clarisse26ተርጓሚ/ሚት
  • blaise93ተርጓሚ/ሚት
  • julie.mተርጓሚ/ሚት
  • lougተርጓሚ/ሚት
  • toni555ተርጓሚ/ሚት
  • alexia2aተርጓሚ/ሚት
  • utilisateur_323028ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት
  • axelተርጓሚ/ሚት
  • ruivalfrተርጓሚ/ሚት
  • idilተርጓሚ/ሚት
  • faouziaተርጓሚ/ሚት
  • emintaskinተርጓሚ/ሚት
  • zalatayaተርጓሚ/ሚት
  • inotherwordsተርጓሚ/ሚት
  • clutch24ተርጓሚ/ሚት
  • eliabarthተርጓሚ/ሚት
  • hendተርጓሚ/ሚት
  • george-hsተርጓሚ/ሚት
  • catiተርጓሚ/ሚት
  • samchouተርጓሚ/ሚት
  • ashተርጓሚ/ሚት
  • line-tradተርጓሚ/ሚት
  • khyadiተርጓሚ/ሚት
  • luryi97ተርጓሚ/ሚት
  • eor25ተርጓሚ/ሚት
  • julie90ተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት

Liens utiles