Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.
መተግበሪምምሕዳርኮነክስዮ Konexio ልዑል ዝኾነ ናይ ዲጂታል ቴክኒክ ስልጠና ምውሳድ (75 - Paris)

ምውሳድ ልዑል ዝኾነ ናይ ዲጂታል ቴክኒክ ስልጠና

ምስ ኮነክስዮ Konexio ልዑል ዝኾነ ናይ ዲጂታል ቴክኒክ ስልጠና ምውሳድ

Konexioኣዳላዊ Konexio ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 5 mois

ማእከል ልዑል ስልጠና ናይ ኢንተርኔት (TSSR) ንሓደ ዓመት ዝጸንሕ .

  • ጽዑቖ ናይ ኢንተርኔት ቴክኒክ ምጽናዕ
  • ብቅዓትን ምእክንቲ ናይ ሓባራዊ ስራሕ ምልከት ምኽኣል
  • ምኽኣል ምድላዋት ናይ ልዑል ቴክኒክ ናይ መርበብን ናይ ዘለዎ ስራሕት ምስታፍ (ደረጃ RNCP ደረጃ 5)
ኣዝዩ ኣገዳሲ ሓበሬታ ፣ እቲ ላዕለዋይ ቴክኒሻን IT ኣብ ምጅማርን ግቡእ ኣሰራርሓን ትሕተ ቅርፂ IT ይነጥፍ። ብቐንዱ ኣብ ስርዓተ ኮምፒተርን ኔትወርክን ይሰርሕ፡ ኣብ ሃርድዌርን ሶፍትዌርን እውን ይሰርሕ።

እዚ ናይ ኮነክሽን፣ ዝልጠና ሓደ ስታጅ ወይ ኣልተርናንስ ማለት ትምህርቲን ስራሕን ምጥማር ፣ ተኽእሎታት ናይ ስልጠና ይህብ። እቲ ዕላማ ድማ ምስ clients ወይ ዓመዊል ናይቲ ስልተና ምስራሕ ዘጠቓልል ይኸውን ።

ንምንታይከ የዘገድስ?

ኣብዚ ዝልተና እዚ ብደረጃ bac +2 (RNCP 5) ሞያዊ ብቕዓት ክትረክብ ዘኽእለካ ጽዑቕ ስልጠና እዩ።

ምልላይ ኣዝዩ ምዕቡል ዝኾነ ቴክኒክ ናይ መርበብ ሓበሬታ ስልጠናታት ማለት፣ ከምኒ Cloud Computing, መስመር ናይ CISCO ከኡውን Cybersécurité. ምስናይ ሳይበር ሰኩሪቲ ስልጠናታት ምውሳድ

ምኻእል ስራሕ ብሳላ እዚ ናይ ዲፕሎምን ስራሕን ናይ ምሃብ ሰልጠና ዘውህብ ስልጠና እዚ፣ ኣብ ምህናጽን ምድልዳልን CV ኹም እውን ዓቡይ ተራ ክጻወት እዩ።

እዚ ስልጠና እዚ ንኹሎም ተሳተፍቲ 100% ነጻ ዝኾነ ኮምፑተር ሓሓደ ዝተዳለወ እዩ

ካብ ናይ መምህር ጉጅለ መምህርን ብሕታዊ ደገፍን ንተማሃሮ ኣብ ሞያዊ ፕሮጀክትታቶም ንምሕጋዝ ኣብኡ ኣሎ።

እቲ ስልጠና 800h => 400h eጽዑቕ

– 400h ድማ ምስ ስራሕን ትምህርቲን ዝተሰነየ እዩ
– እቲ ስልጠና ንምስታፍ ናይ እዞም ዝስዕቡ ግዴታታት ኣለዉ1h45)

ምፍላጥ ዘገድስ!
ሞያዊ መዓርግ ንምርካብ ናይ ሞያ ልምዲ ግዴታ እዩ።
  • ናይ 35h ብቕዓት ናይ ስራሕ
  • Stack tcp/ip & réseaux ሎሊ 55h ሰዓታት
  • Administration d’un équipement réseaux , 85h ሰዓታት
  • Virtualisation, cloud et conteneurisation 80h ሰዓታት
  • Gestion sécurité et incidents 90h ሰዓታት
  • Administration Windows 45hሰዓታት
  • Administration Linux 60h ሰዓታት
  • Compétences non techniques 50h ሰዓታት
  • Cours complémentaire réseaux, cloud computing, cyber-sécurité 300h ሰዓታት ዝውድእ እዩ

ከመይ ንገብሮ?

ነቲ ስልጠና ንምምዝጋብ፡ስደዱ ኢመይል ናብtssr@konexio.eu

እዞም ዓውደ መጽናዕትታት ንሓደስቲ ዝመጹ ወጻእተኛታት ዝዓለሙ እዮም፣ ንስደተኛታት ሓዊሱ: ቅድሚ 5 ዓመት ዘይመልእ ውዕል ውህደት ሪፓብሊካን (CIR) ፈሪምካ ክትከውን ኣለካ።

  • ድሕሪ ምምዝጋብኩ ዘሎ ዝቕጽል ኣዋርሕ ድሕሪ 2 ቅድሚ ምእታውኩም ናይ ቴክኒክ ፈተና ይወሃበኩም፣ እዚ ድማ ኣብ ኦንላይን እዩ ፣ ኣብ ገዛኹምን 1 ሰዓት ዝጸንሕ
  • እንተደኣ ተዓዊትኩም ናይ ደቓይቕ ናይ 30 ፈተና ትገብሩ .

እንተደኣ ኩሉ ነገር ጸሊጡ ፣ ኣብ ዝቕጽል ናይ ዝለዓለ ቴክኒክክ ናይ ልዑል ትልህርቲ ስልጠና ናይ ዲጅታል ትረኽቡ

12 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

xavidumxavidumምምሕዳር
niknameniknameተርጓሚ/ሚት
diplosamdiplosamተርጓሚ/ሚት
ammar alsassaammar alsassaተርጓሚ/ሚት
noornoorተርጓሚ/ሚት
kim.delaunaykim.delaunayተርጓሚ/ሚት
anastasiaanastasiaተርጓሚ/ሚት
linzzzlinzzzተርጓሚ/ሚት
rohullah expertrohullah expertተርጓሚ/ሚት
olga b.olga b.ተርጓሚ/ሚት
marianneukrainemarianneukraineተርጓሚ/ሚት
konexiokonexioኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ

Liens utiles