ምርካብ ኩለመዳያዊ ደገፍ መንበሪ ገዛ ንምርካብን
ምርካብ ኩለመዳያዊ ደገፍ፡ ምርካብ መሰላት፡ ምርካብ ምምሕዳራዊ ጉዳያት፡ ምርካብ ምትእስሳር ምስ ደጋፊ ኣአንጋዲት ሃገርን ህዝቢን እገባብ ኣነባራን
République
Française
Réfugiés.info
ሓበሬታ ን ስደተኛታት ኣብ ፈረንሳ
ካብ መንጎ 1141 ፋይላት ናይ ምሕዳራትን ኣከባብያውያን ኣገልግሎት ዝሕብሩ ርኸቡ
ምርካብ ኩለመዳያዊ ደገፍ፡ ምርካብ መሰላት፡ ምርካብ ምምሕዳራዊ ጉዳያት፡ ምርካብ ምትእስሳር ምስ ደጋፊ ኣአንጋዲት ሃገርን ህዝቢን እገባብ ኣነባራን
ንምርካብ ን9 ወርሒ ዝኸውን መንበሪ ገዛን ኣብ ኩሉ መዳያት መዓልታዊ ህይወት ሓገዝን።
ን12 ኣዋርሕ ዝጸንሕ ምቕባል መንእሰይ ስደተኛታት ትሕቲ 25 ዓመት ዝኾኑ ኣታዊ ጸጋታት ዝይብሎም ሰባት ንምሕጋዝ ዘኽእል።
ምእንቲ ኣብ ብዙሕ ባህልታት ዘለዎ ናይ ሓባር መንበሪ ግዝያዊ መንበሪ ምህላው፣ ዝዓለመ መደብ
ማሕበር ኣሚተ ሶሲያል, ሓደ መንብሪ ገዛ ንመንእስያት ዝተዳለወ መንብሪ ኣብ ረስድ ደንስ ኣቢታ ጀን የቅርብልኩም
እዚ መደብ እዚ ግዝያዊ መንበሪን ደገፍን ንመንእሰያት ስደተኛታት (ካብ 18 ክሳብ 30 ዓመት ዝዕድሚኦም) ዝተሓዝአ እዩ
ናይ መንበሪን ገዛ ደገፍን ንመንእሰያት ካብ 18 ክሳብ 30 ዓመት ዝዕድሚኦም ኣብ ኦይስ ንምርካብ ።
ናይ ሓባር መንበሪ ንምርካብ ደገፍ ንምርካብ ።
ኣብ ናይ Logement tremplin ኣባይቲ ንውህደት ተጠቀምቲ ኣህጉራዊ ሓለዋ ንምምችቻውን ንምቅልጣፍን ዝዓለመ እዩ።
ምርካብ ሓገዝ መንበሪ ገዛን ምምሕዳራዊ ኣሰራርሓን ፣ ዝነጥፍ ማሕበር Rendez-vous carte de séjour, CAF, France Travail,
ሓደ መንበሪ ን ብሕሱር ኣብ à Saint-Dié (88) ኣብ ናይ ንኣሸቱ ሰራሕተኛታት ዝሰፍርሉ ቦታ ገዛ ንምርካብ።
በዚ መስርሕ ብምሕላፍ ን9 ኣዋርሕ ግዝያዊ መንበሪ ክትረኽቡን ክትስነዩን ትኽእሉ
እዚ መደብና መንበሪ ካብ 16 ክሳብ 30 ዓመት ዝዕድሚኦም መንእሰያት፡ ኣብ ሞያዊ ንጥፈታት።
ኣብ ሓደ ናይ መዓልቲ መጽንሒ ማእከል (ማሕበራዊ ቤት መግቢ ዘለዎ) ብምኻድ ካብ ህጹጽ መንበሪ ንኽትጥቀሙ ምስ እትደልዩ ዝሕግዘኩም እዩ።
"J'accueille" ኣብ ሓደ ቤተሰብ መዕቆቢ ዘለዎም ን ስድተኛታት ንምጽላል ዝኽላኡ ተራኽብ፣
ምርካብ ህጹጽ መጽለሊ ምርካብ ህጹጽን ግዝያዊ መጽለሊ ብናጻ ንምርካብ ክትክእሉ ኢኹም
ማሕበር COALLIA ን ነበርቲ መንእሰያት ናይ Semur-en-Auxois ከምኡውን ናይ à Montbard ዝህቦ ኣሀልግሎት እዩ
COALLIA ናይ ግዝያዊ መጽለሊ ኣብ ሰሙአ ኣን ኦስዮስ Semur-en-Auxois ከምኡ ኣብ ሞንታርድ Montbard ንምርካብ .
ንምርካብ ንዝሽገሩ ፣ ምዕራፍ ኣካላት ምሓብክንክን ጸጉሮም ዝከናኸንሉንዝኣመስሉ ኣገልግሎታት ብነጻ ዝረኽቡሉ ቦታ እዩ።
ምርካብ መንበሪ ገዛ ነይ ተመሃሮ Crous ፣ ንተመሃሮ ቀዳምነት ዝገበረን ተመጣጣኒ ዋጋ ዘካሪን ዕድል ንምጥቃም
ምርካብ ናይ እቲ ናይ ቪዛል VISALE ውሕስነት ንመጻኢ ገዛኢ ዋሕስ ክህልወኹም ዘኽእል ኣገባብ።
ምምልካት መንበሪ ገዛ ንምርካብ ካፍ ፣ኩነታትኩም ንመሕደሪኻ ንምኽፋል ሓገዝ (APL, ALF, ALS) ክህብ ይኽእል እዩ።
እዚ ኩሉ ናይ ኣክሽን ሎገመንት ማሕበራዊ ኣባይቲ ንሰራሕተኛታት ዝቐርብ መደብ እዩ
ምኽፋት ፋይል ንጠለብ ክራይ ገዛ እዚ DossierFacil ዝተባህለ መስርሕ ምሉእን ውሑስን ዲጂታላዊ ፋይል ክራይ ክትፈጥር ይሕግዘካ