ሓደ ሞያዊ ስልጠና እናወደስኩም ገዛ ርኸቡ
ምስ ምስ ሆፐ HOPE

ሓደ ሞያዊ ስልጠና እናወደስኩም ገዛ ርኸቡ

ምስ 
ምስ ሆፐ HOPE

መጨርሽታ ጊዜ ምሕዳስ5 juil. 2022

እንታይ ኢዩ?

HOPE (ብዝብል ኣህጽሮተ ቓል ዝፍለጥ ማሕበር) ን ስደተኛታት ስራሕ ንምስራሕ ዝነጥፍ ማሕበር እዩ።

ኣቲ መደብ ብ 2ገጻት ይካየድ:

  • ሓደ ስልጠና ናይ POEC FLE :ማለት ን ራሕ ዝኸውን ቋንቋ ዝዓልአመ BTP/ ኣገልግሎት ናይ እንዳስትሪ /ኮይኑ ን (400 ሰዓታት ናይ ልዕሊ 70ሰዓታት ካብኡ ናይ ስራሕ ልምምድ ዘለዎ ትካል እዩ).
    ናይ ቋንቋ ብቕዓት ዝኽብር፣ ሰርቲፊኬት ናይ (DCL) ኣብ መወዳእታ ድማ እቲ POEC. ዝበሃል ይወሃብ
  • ሓደ ናይ ስራሕ ስልጠን። :ን ሞያዊ ብቕዓት ዘሐይል። ናይ ውልቂ መደባት ንምምዕባል (CDPI) ወይ ሓደ (450ሰዓታት ናይ ትምህርቲን / 450 hናይ ስራሕን ዘጠቓልል).ኮይኑ
    ምሕላፍ ናይቲ CCP (ብቕዓት ዝሕብር ሰትሪፊኬት ) ወይ ሓደ ማዓርግ ይህብ።

iክፍለጥ ዘለዎ። :እዚ መደብ ኣዚ :
- ሓደ ናይ ኣሳላጥነት ማሕበራዊ ምምሕዳር ንምፍታሕ ውልቃውያን ጸገማት ፣ (ጥዕና፣ , መጓዓዝየ፣ ገዛ ፣ስልጠና )
- ሓደ ሓደ ኣሰናይነት ናይ ማሕበራዊ ናብራ እኮላይ ዘጠቓለለ እዩ።

ንመን ኢዩ ፧

ኣገዳሲ

መነበሪ ካርድ

ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
Réfugié
ዕድመ ይሓትት
ቀጻሊ ነገር 18 ዕድመ
ግዜ

6 ክሳብ 12 ኣዋርሕ

ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ጀማሪ
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዞባ\ ዴባርትሞ

ኣገዳሲ

መነበሪ ካርድ

ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
Réfugié
ዕድመ ይሓትት
ቀጻሊ ነገር 18 ዕድመ
ግዜ

6 ክሳብ 12 ኣዋርሕ

ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ጀማሪ
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዞባ\ ዴባርትሞ

ስለምንታይ እዩ እዚ ጉዳይ ኣገዳሲ ኾይኑ፧

ናይ ቋንቋ ፈረንሳ ብቕዓትኩም ክብ ንምባል

ብሳላ እዚ ስልተና እዚ ፣ ናይ እቲ ብ DCL ዝፍለጥ (ናይ ቋንቋ ዲፕሎም ከል እትሓልፉ ክገብር ).

ኣብ እዋን ስልተና መንበሪ ገዛ ትረኽቡ

ኣብዚ መደብ እዚ፣ተሳተፍቲ ናይ ቋንቋ AFPA.ብሳላ እዚ መደብ እዚ ፣ ናይ መነበሪ ገዛ ይረኽቡ፣መዓስ እዚ ጥራይ ኣሰነይነት ናይ ማሕበራዊ መሳለጥያ እውን ይረኽቡ

ሞያዊ ብቕዓት ንምጥራይ

ሕሪ ስልጠና፣ ብዙሕ ዕድላት ናይ CCP (ብቕዓት ስሕብር ሰርቲፊኬት )ወይ ማዕረግ ትረክቡ

ርራሕ ምርካብ

እዚ ስልተና እዚ ስራሕ ናይ ምርካብ ተኽሎሉም የዕብዮ። .እቲ ዕላማ ናይ ማሕበር HOPEድማ ብ ስዝሰልጠንኩምሉ ሞያ ስራሕ ምርካብ እዩ

ክፍሊት ምርካብ

ኣብ እዋን መደብ ናይ POEC, lተሳተፍቲ 500€ ን 685€ይኽፈሎም

ኣብዚ ካልኣይ እብረ ድማ፣ (ኮንትራ ናይ CDPI), እቶም ተሳተፍቲ 905€ et 1300€ ይኽፈሎም.

ብ ኸመይ ኣብርክቶይ ይሳተፍ

ርኸቡና !

እንተደኣ ኣገዲስኩም ርኸቡና

Caroline DANET, ሓላፊት ናይ መደብ – ናይ ዞባዊ ጉዳያት ሓላፊት ናይ - Nlle Aquitaine እያ

  • ኢመይላ: Caroline.danet@afpa.fr
  • ቴለፎና : 06.03.54.39.31
ኣዛራቢ ምርካብ :
ቅኑዕ\ ቅቡል
ኣገዳሲ ዝኾነ ሓቤሬታት ረኺብኩም ዶ ?
ኣምስግኖም ነቶም ንዓኻ ኣብርክቶ ዝገበሩ ኣብ ተሳትፍኦም
8 🙏
ኣበርከቲ ዓድም
10እዛ ገጽ ጹቡቅ ጌርካ ኣጽናዓያ መታን ን ሕቶታት ምምላጽስ ክትጠቅመካ
Proposé par
AFPA

AFPA