ምርካብ ግዝያዊ መንበሪ ገዛ ድሕሪኡ ርእስኹም ምኽኣል
ምስ ምስ le Dispositif Insertion Réfugiés (DIR)
ኣዳላዊ Coallia ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 2 ansምስ ኣቃውማ ስድራቤትኩም ዝተመጣጠነ ግዝያዊ ንኡስ ክራይ መንበሪ ኣባይትን ከከም ድሌታትኩም ዓለማዊ ማሕበራዊ ደገፍን ይህበኩም ።
ንውሓት ግዜ ናይቲ ንኡስ ውዕል ክራይ 6 ወርሒ ኮይኑ፡ ኣብ ነፍሲ ወከፍ 6 ወርሒ ዝሕደስ እዩ። እቲ ዝካረ መንበሪ ገዛ ነቲ ኣብኡ ዝቕመጥ ሰብ ቀዋሚ መንበሪ ክኸውን እዩ።
ነዚ ስርዓት ንምውህሃድ እኹል ጸጋታት ክህልወኩም ግድን እዩ (ንኣብነት: ስራሕ ምህላው፣ ርጉእ ኣታዊ ምህላው ወዘተ ተኸኣላይ ይገብሮ)።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
12 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
aurélie drobecqኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
ghannam laspresesተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
rzgar-bapiriተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት