ምርካብ ንውልቀሰብ ዝኸውን ግዝያዊ መንበሪ ገዛ
ምስ ምስ le Dispositif Insertion Réfugiés (DIR)
ኣዳላዊ Coallia ኣቐድዲሙ ዝነበረ 2 роки томуብፍላይ እዚ ድማ ንንጽል ሰባት ኣብ ንኡስ ክራይ ወይ ናይ ሓባር መንበሪ ኣባይቲ ግዝያዊ መንበሪ ኣባይቲ ምርካብ እዩ። ኣብ ሓደ ኣፓርታማ ምስ ካልኦት ስደተኛታት (ንጽል ጾታ) እትካፈል ሓንቲ ክፍሊ ኣለካ።
ብዘይካ መንበሪ ገዛ ፡ ከከም ድሌትካ ሓፈሻዊ ማሕበራዊ ደገፍ ትረክብ ።
ንውሓት ግዜ ናይቲ ንኡስ ክራይ ውዕል 6 ወርሒ ኮይኑ፡ ኣብ ነፍሲ ወከፍ 6 ወርሒ ክሳብ ሓድሽ መንበሪ ንተጠቃሚ ዝቐርብ ይሕደስ።
ኣገዳሲ ሓበሬታ፣ ነዚ ስርዓት ንምውህሃድ እኹል ጸጋታት ክህልወካ ግድን እዩ (ንኣብነት: ስራሕ ምህላው፣ ርጉእ ኣታዊ ምህላው ወዘተ)የጠቓልል
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
13 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
a mugnierምምሕዳር
xavidumምምሕዳር
aurélie drobecqኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
rzgar-bapiriተርጓሚ/ሚት
ghannam laspresesተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
ellaተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት