ኣገደቲ ሓበሬታ
ምስ ምስ le CPH de Bourges, association Le Relais
ናብ ኩሉ ተሳተፍቲ ዝዓለመ
ምሕጽንታኹም በጺሕና ኣሎ
ኣበይ ?
ማሕበራዊ ደገፍ ይሃልኹም
እንታዩ’ዩ ?
ናይ ሪለይ ግዝያዊ ማእከል መንበሪ (CPH) ንስደተኛታት ደገፍ ይህብ መዓልታዊ ን9 ኣዋርሕ ዝጸንሕ ማሕበራውን ትምህርታውን መደብ ኣለዎ።
ንምንታይከ የዘገድስ?
- ኣብ ምምሕዳራዊ ኣገባባት ሓገዝ ንምርካብን።
- ጥዕናዊ ደገፍ ይገብ።
- መንበሪ ቦታ ክንክን ምክኣል።
- ገብኸመይ መንበሪ ገዛ እትሕሉ ምፍላጥ።
- ኣብ እን ወሊድነትነት ተሓግዙ።
- ባጀትካ ብግቡእ ምምሕዳር ተማሃሩ።
ከመይ ንገብሮ?
ብ ሓደ ሰራሕተኛ ኣሲስታንት ሶሻልኩም፣ ናይ ሓደ መቐበሊ መሓውር (HUDA, CADA, ወዘተ) እቲ ሰብ ናይ ስደተኛ ደረጃ ምስ ረኸበ ብቕልጡፍ CPH ንኽወሃሃድ ምስ OFII ኦሬንቴሽን ክገብር ኣለዎ።
እዚ ፋልይ ጠቓሚ ኮይኑ ዶ ረኺብኩሞ ?
ን ዝተርጎሙን: ርእይቶኦም ዘበርከቱን ኩሎም ነመስግን
ተመሳሳሊ ዛዕባ
13 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ