Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምርካብ ግዝያዊ መንበሪ

ምስ ምስ Foyer Jeunes Travailleurs - ANLAJT

ኣዳላዊ ANLAJT ኣቐድዲሙ ዝነበረ 2 роки тому

ማሕበር ANLAJT ናይ መንእሰያት ሰራሕተኛታት ሆስቴል ንሞያዊ ህይወቶም ዝጅምሩ ሰባት ንብረት ዘለዎ መንበሪ (ኣብ ክፍልታት ወይ ስቱድዮ) ብክራይ የቕርብ።

እቲ መንበሪ ገዛ ካብ 16 ክሳብ 30 ዓመት ዝዕድሚኦም ሰባት ናብ ስራሕ ዝኣትዉ፣ ስልጠና ወይ ድማ ናብ ሞያዊ ውህደት ዝወስድ መንገዲ ንዝርከቡ ሰባት ዝተሓዝአ እዩ።

ምፍላጡ ኣገዳሲ
ተቐማጦ እተን ሆስቴላት ወርሓዊ ክፍሊት ይኸፍሉ፣ ከምኡ’ውን ውሕስነት ይኸፍሉ። ዋጋ ክራይ ንምንካይ ካብ ሓገዝ (ንኣብነት: APL, ALS, ወዘተ) ተጠቀምቲ ክኾኑ ይኽእሉ።

ንምንታይከ የዘገድስ?

  • ንኽልተ ዓመት ብውዕሊ ቀዳማይ መንበሪ ገዛ ምርካብ
  • ፕሮጀክት ሃኒጽካ ዘላቒ መንበሪ ኣባይቲ ንምርካብ ተዓጂብካ ምኻድ።

ኣብ ኩሉ ስጉምትታትኩም ክትዕጀቡ ፤

  • ኣብ ምምሕዳራዊ ኣገባባት ዝግበር ሓገዝ፡ መሰል ምኽፋት፡ ሰነዳት ምርካብ ወዘተ።
  • ኣብ ሞያዊ ውህደትካ ዕዉት: ንነብስኻ ኣብቲ ዝተረፈ ናይ ስልጠና ኮርስን/ወይ ስራሕ ምድላይን ፕሮጀክት...

  • ኣብ ነንሕድሕድኩም ተለዋዊጥኩምን ተማሃሩን።
  • ኣብ ባህላዊ ንጥፈታት (ናይ ምሸት መዘናግዒ) ተሳተፍ።

ከመይ ንገብሮ?

በዚ ቁጽሪ ደውሉልና : 02 35 72 05 12

ካብ ግዝያዊ መንበሪ ክትጥቀሙ እንተኽኢልኩም ምሳኹም ነረጋግጽ።

ነቲ ቅድመ ኩነት እንተ ኣማሊእኩም፡ ናብቲ ብኢንተርነት ቅድመ-ምዝገባ ቅጥዒና ዝወስድ ሊንክ ዘለዎ ኢመይል ክንሰደልኩም ኢና።

እቲ ቅጥዒ ምስ በጽሓና ንመመልከቲኹም ንትንትን እሞ ብሓደ ካብ ኣካየድቲ መንበሪና ክንረኽበኩም ኢና።

ብሓባር ናይ ኩነታትኩም መርመራ ንገብርን ናይ መመልከቲ ፋይል ክትገብሩ ንሕግዘኩምን።

13 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • a mugnierምምሕዳር
  • xavidumምምሕዳር
  • fjt rouenተርጓሚ/ሚት
  • mariamተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • rzgar-bapiriተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • anastasiia12345ተርጓሚ/ሚት
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት

Liens utiles