Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምርካብ ግዝያዊ መጽለሊ

ምስ ኣብ ADHAJ résidence Habitat Jeunes ዝበሃል ትከል

ኣዳላዊ ADHAJ ኣቐድዲሙ ዝነበረ 2 роки тому

እቲ መንበሪ ናይ CAP ዝፍለጥ ናይ ንኣሽቱ ሰራሕተኛታት ዝነበርሉ ናይ ሰራሕተኛታት
ፎየ፣ Saint-Dié-des-Vosges.ሳን ድየ ቫስግስ እዩ/

ኣብኡ ሓደ ገዛ፣ ስቱድዮ ክንካረ ንኽእል ኢና።


ኣዝዩ ዘገድስ!
ስራሕን ምንጪ ኣታዊን ምርካብ

ንምንታይከ የዘገድስ?

ብ ሕሱር ዋጋ ዝካረ (መደቀሲ ክፍሊ ዘለዎ ይኹን ወይ ስቱድዮ studio)ክንካረ ንኽእል ኢና

ሓደ ሓገዝ ናይ ምምሕዳራዊ ወረቓቕቲ ምጽፋፍ፣ ን ኣብነት ናይ , par exemple APL (ሓገዝ ናይ ክራይ ምርካብ ወዘተ ይከኣል).

ኣብ ካልኦት ንጥፈታት እውን ክትሳተፉ ትኽእሉ ኢኹም

ከመይ ንገብሮ?

ኣድራሻነ ኣብ 36 Av. Ernest Colin, 88100 Saint-Dié-des-Vosges

እቲ ፣

ወትሩ ካብ ካብ ሰይኑ ክሳብ ዓርቢ ካብ ሰዓታት 9h ክሳብ 12h30 ን t ካብ 14h 20h, ቅዳም ድማ ካብ 9h à 12h ከምኡውን 14h ክሳብ17h

ቴለፎንና

03 29 51 65 50

ወትሩ ካብ ካብ ሰይኑ ክሳብ ዓርቢ ካብ ሰዓታት 9h ክሳብ 12h30 ን t ካብ 14h 20h, ቅዳም ድማ ካብ 9h à 12h ከምኡውን 14h ክሳብ17h

ሳይትና : ADHAJ (www.adhaj-saintdie.com)

onglet nous contacter "demande de logement" ብምጥዋቕ

ወይ እውን : fjt.st-die@wanadoo.fr ጸሓፉልና

ኣኼባታትና ፣ ሰሉስ፣ ከምኡውን ፣ ኢና እነካይዶ ሓደቕቲ ገዛውቲ ኣብ ምውዛዕ

13 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • a mugnierምምሕዳር
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • anastasiaተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • mariamተርጓሚ/ሚት
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት
  • boris22ተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • adhaj88ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • marianne georgesተርጓሚ/ሚት

Liens utiles