ምርካብ ሓገዝ ኣብ ምስላጥ ናይ ቤትጽሕፈት ጉዳይ ዝኸውን
ምስ ምስ Association Revivre
ኣዳላዊ Association Revivre ኣቐድዲሙ ዝነበረ 10 місяців томуከከም ድሌትኩም ዝምጥን ንኽሕግዝ ብቆጸራ ዝግበር ውልቃዊ ደገፍ፤
- ምምሕዳራዊ ኣገባባት ምፍጻም (መንበሪ ፍቓድ ምሕታት፣ ኣድራሻ ምቕያር ምእዋጅ ወዘተ)
- ማሕበራዊ ኣገባባት ምፍጻም (ካብ CAF ናይ RSA ወይ ናይ ስድራቤት ኣበል ምሕታት፣ ናብ ፈረንሳ ትራቫይል ደብዳቤ ምልኣኽ ወዘተ)
- መንበሪ ገዛ ወይ መንበሪ ረኺብካ (ናይ ማሕበራዊ መንበሪ ኣባይቲ መመልከቲ ፋይል ኣዳልዩ ስደዶ...)።
Tወትሩ ኩሉ ግዜ ረቡዕ ካፌ ሊበራሽን café libéré ካብ ሰዓት 10 ክሳብ 12 ከምኡውን 14h ክሳብ 17h.
መንበሪ ገዛ ወይ መንበሪ ገዛ ኣብ ምርካብ እውን ደገፍ ንህብ ።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
ቤት ጽሕፈታት
መንበሪ ገዛ
ጉዳያተይ ንምስላጥ ሓገዝ ምርካብ፣
ብዛዕባ ኩነታትካ ምስላጥ፣
ገዛ ኣብ ምርካብ ዝግበር ኣሰራርሓ፣
መንበሪ ገዛ እረክብ፣
ንሓጺር እዋን ዝኸውን ግዝያዊ መጽለሊ ገዛ ምርካብ፣
ምምልካት ን መንበሪ ገዛ
14 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
xavidumምምሕዳር
claudia mምምሕዳር
a mugnierምምሕዳር
revivreኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
bissoተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
rzgar-bapiriተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
revivre coordoኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ