HJR ረስድ ደነስ ኣቢታ ጀን - መንበሪ ገዛ ምርካብ - Réfugiés.info

Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

መንበሪ ገዛ ምርካብ

ምስ HJR ረስድ ደነስ ኣቢታ ጀን

ኣዳላዊ Saint Benoît Labre , , Les amitiés socialesኣቐድዲሙ ዝነበረ 3 роки тому

መንበሪ ገዛ ምስ ኣቅሑት ፣ ንኣስታት 2 ክልተ ዓመት ክንቅመጥ ንኽእል ፣ ኣብ ከተማ ሬን kebabiAan ፣ ናይ ማሕበራዊ ናብራ ሓፈሻዊ ድጋፍ ኣብ ውሽጢ እዚ ቦታ ዝውሃብ ኣግልግሎት ተጠቅምቲ ክንከውን ንኽእል፤፣

ንምንታይከ የዘገድስ?

ሰራሕተኛታት ተሓጋገዝቲ ኣብዚ ቦታ ኵሉ ግዜ ኣለው ኣብ ዝኾነ እዋን ሓገዝ ምስ እቲ ደልዩ\ያ ብዛዕባ ናይ ምስላጥ ኣብ ቤት ጽሕፈታት ምምሕዳራት ወይ መሰልኩም\ክን ንምርካብ ን ናይ ውልቃዊ መንበሪ ገዛ ንምርካብን ኣተሓሓዛ ኣካይዳን ውሽጣዊ ቤት ን ኣብ ርእሰ ምሕደራ ናይ ባጀት ንምፍላጥ ሓገዝ የብርክቱ\ታ ፤፣

ሓደ መንብሪ ገዛ ምስ ክሽነ ወይ ንእሽተይ ክላስ እስትድዮ ብሓባር ፣ ናይ ጽርየት ቦታ ግን ዝተፈለየ ፤፣

ኣብ ውሽጢ ቦታ ምሸት ምሸት ጸውታ መዛንግዒ ቀጻሊ ተዳሊዮም ተመዲቦም ኣለው ፣ ክትሳተfu ምስ እትደል ነጻ ኢኹም

ከመይ ንገብሮ?

ብቀጥታ ምስ ረስድ ደንስ ኣቢታ ጀን መንብሪ ገዛ ንመንእስያት ዝተዳለወ መደብ ምስ ብዙሓት ጨንፈር ናቶም ርክብ ግበሩ ኣብ ከተማ ሬን ኣለው ፤፣

- ኣድራሻ ናይ ኣሚተ ሶሲያል Les Amitiés Sociales : (02 99 53 00 00) https://www.fjt-rennes.com/

- ኣድራሻ ናይ ረስድ ደንስ ጀን ኤስፓሲል ኣቢታ Résidences Jeunes Espacil Habitat : (02 99 28 39 87) https://www.espacil-habitat.fr/devenir-locataire/etudiants-jeunes-actifs/

- ኣድራሻ ረስድ ደንስ ሳንት ጆሴፍ Résidence St Joseph de Préville : 22 Bd Marbeuf, RENNES (02 99 14 21 00) https://www.asjp.fr/residence-habitat-jeunes-rennes/faire-une-demande-de-logement/

- ኣድራሻ ናይ ረስድ ደንስ ኣልፊ Résidence ALFI : 11 place Marcel Pagnol, 35170 Bruz (06 38 14 31 67), http://www.alfi-asso.org/residences/bruz.html

Passer la carte

Lieu d'accueil

  • 9 Allée des Bouvreuils, 35230 Noyal-Châtillon-sur-Seiche, France
  • 02 99 67 56 00
  • contact@amities-sociales.fr

Chargement de la carte...

17 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • juliepምምሕዳር
  • xavidumምምሕዳር
  • andressa bittencourtምምሕዳር
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት
  • utilisateur_61623907ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • nalothmanተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • nouተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት
  • aman expertተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • innaተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • fleurኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • utilisateur_32947ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ

Liens utiles