Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ጽላልን ሓገዝን ርከቡ

ምስ ምስ Oise Actions Jeunes

ኣዳላዊ Coallia ኣቐድዲሙ ዝነበረ 3 роки тому

ማሕበር ኮልያ ኣብ ቀንዲ ከተማታት ክፍልታት ኦይስ (Beauvais, Compiègne, Creil, Montataire, Noyon) ንዝነብሩ ካብ 18 ክሳብ 30 ዓመት ዝዕድሚኦም መንእሰያት ሰራሕተኛታት መንበሪን ደገፍን ይህብ።

ስርዓት ኦይስ ኣክሽን ጀውነስ ነቶም ዝተነጸሉ ወይ መጻምድቲ (ብዘይ ቆልዑ)፡ ጸጋታት ዘለዎም ይኹን ዘይብሎም፡ ድሮ ዝተነጸረ ሞያዊ ፕሮጀክት ዘለዎም መንእሰያት ዝዓለመ እዩ።


ንምንታይከ የዘገድስ?

  • ክፍሊ ኣብ ሓባራዊ ትካል ወይ ኣብ ንብረት ዘለዎን ናይ ሓባር ኣፓርታማ ከከም ምህላዉን።
  • ከከም ኣታዊን ጸጋታትን ዝኽፈል ክፍሊት
  • ኣብቲ ብሕታዊ ፕሮጀክትን ንዝግበር መደባት፣ ከከም ተተግባርነትን ዓቅሚን ተሳተፍቲ ኣብ ግምት ብምእው ምሕጋዝ

  • ናብ ክፍሊ ምሕጻብ ክዳውንቲ (መሕጸቢ ማሽን፡ መንቀጽ) ንኽትጠሙ ምኽኣል
  • ናብ መዘናግዕን ሓበሬታን ዝወሃበሉ ቦታ ምእታው ምስታፍ

ሓደ ማሕበራዊ ሰራሕተኛን ማለት ሶሻል ኣሲስታንስ ፣ ኣብዞም ዝስዕቡ ዓውድታት ምስናይ

  • መሰል ምርካብ
  • ጥዕና
  • ሞያዊ ውህደት
  • ሓገዝ ጽገና ኣባይቲ
  • ባጀትካ ምምሕዳር...

ከመይ ንገብሮ?

ናብ 115 (ነጻ ቁጽሪ 24 ሰዓታት ክፉት) ደዊልኩም ምስ ቤት ጽሕፈት ኦይስ ኣክሽንስ ጀውነስ ቆጸራ ክትሕዙ ከም እትደልዩ ግለጹ እሞ ዝደለኹሞ ቦታ ኣመልክቱ።

ድሕሪ ገምጋም ኩነታትኩም ኣኣብ ግምት ብምእታው፣ ሰራሕተኛታት፡ ግቡእ ኣገልግሎት ከም ኣትረኽቡ ይገብሩ፣ እዚ ንምግባር ድማ ፋይልኩም ብ ገምገምቲ ክሓልፍ ይግበኣኦ

እቲ ኮሚሽን ንመመልኪትኩም፣ ኣብቲ ዝተመርጸ ትካል ቦታ ምስ ተረኽበ ብቕልጡፍ ንመእተዊ ክርከበልኩም እዩ።

Lieu d'accueil

188 Rue Louis Blanc, 60100 Creil, France

03 44 64 64 93

pierre.courbez@coallia.org

14 Rue André Ginisti, 60160 Montataire, France

03 44 31 03 10

isabelle.dumotier@coallia.org

71 Rue du Général Mangin, 60200 Compiègne, France

03 44 20 72 34

nathaelle.bricaust@coallia.org

Rue du Moulin Saint-Blaise, 60400 Noyon, France

03 44 44 88 90

paquita.beaucarny@coallia.org

172 Av. Marcel Dassault, 60000 Beauvais, France

03 44 52 64 85

alexandre.boitez@coallia.org

Chargement de la carte...

13 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • xavidumምምሕዳር
  • a mugnierምምሕዳር
  • aurélie drobecqኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት
  • ammar bazzaziተርጓሚ/ሚት
  • oleksandrgryniukተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • rzgar-bapiriተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት

Liens utiles