ምርካብ ግዝያዊ መንበሪ ሓገዝን ኣሰናይነትን
ምስ ምስ Oise Action Jeunes-Réfugiés
ኣዳላዊ Coallia ኣቐድዲሙ ዝነበረ 2 роки томуንመንእሰያት (ሰብኣይ ይኹን ሰበይቲ) ከሰብቲ ኣህጉራዊ ሓለዋ ዝኾኑ ወይ ወረቀት ዘለዎም ግዝያዊ መንበሪን ማሕበራዊ ደገፍን ዝህብ ትካል እዩእዩ ።
40 ናይ ሓባር መንበሪ ኣባይቲ (ንጽል ክፍልታት ኣብ ናይ ሓባር ኣፓርታማታት) ንህብ።
ኣገዳሲ !
እዚ ን ምርካብ ኣብ ኣብ l'Oise ክትነብር ወይ ናይ መንበሪ ኣድራሻ ክህልወኩም ኣለዎ።
ኣብ ወጻኢታት መንበሪ ኣበርክቶ 15% ካብ ጸጋታት ኮይኑ፡ ብዘይ ጸጋታት ግን ክትረኽቦ ይከኣል እዩ።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
መንበሪ ገዛ
ስራሕ
ቤት ጽሕፈታት
ንሓጺር እዋን ዝኸውን ግዝያዊ መጽለሊ ገዛ ምርካብ፣
መንበሪ ገዛ እረክብ፣
ስራሕ ንምርካብ ሓጋዚ ወይ ዘሰንየካ ምርካብ፣
ጉዳያተይ ንምስላጥ ሓገዝ ምርካብ፣
13 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
a mugnierምምሕዳር
xavidumምምሕዳር
aurélie drobecqኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
mohamed sayed shokriተርጓሚ/ሚት
bissoተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት
utilisateur_628083ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት