መንበሪን ሓፈሻዊ ሓገዝን ደገፍን ንምርካብ
ምስ ምስ Centre Provisoire d'Hébergement (CPH) AIDAPHI
ኣዳላዊ CPH 36 Aidaphi ኣቐድዲሙ ዝነበረ 2 роки томуኣብ ግዝያዊ ማእከል መንበሪ ኣባይቲ ብለበዋ OFII ኣብ ሻቶሮክስን ኣርጀንቲን-ሱር-ክሩዝን ን9 ኣዋርሕ ግዝያዊ መንበሪን የቕርብ።
እዚ ኣገልግሎት እዚ ናጻ ንምዃን ማሕበራውን ሞያውን ደገፍ ንምህላውን ይሕግዝ፤
- ምምሕዳራዊ ሰነዳት ተረዳእ፣ ኣብ ኢንተርነት በይንኻ ስጉምትታት ክትገብር ተማሃር
- መንበሪ ንምርካብ ትኽእሉ
- ናይ ፈረንሳ ስልጠና ርኸብ፣ ሞያዊ ስልጠና ንምንዳይ
- ስራሕ ንምድላይ
- ስድራቤታት ኣብ ተራኦም ከም ወለዲ ምምራሕ (ሓለዋ ህጻናት፡ ምዝገባ ቤት ትምህርቲ፡ ትርፊ ግዜ ወዘተ ) ዝኣመሰሉ መደባት ንምስታፍ ክትክእሉ ይሕግዝ
- ናብ ሰብ ሞያ ጥዕና ተዓጂብኩም ምኻድ ከኣሉ።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
Lieu d'accueil
36000 Châteauroux, France
Chargement de la carte...
መንበሪ ገዛ
ቤት ጽሕፈታት
ንሓጺር እዋን ዝኸውን ግዝያዊ መጽለሊ ገዛ ምርካብ፣
መንበሪ ገዛ እረክብ፣
ዘዕረፈሉ ቦታ እረክብ፣
ምምልካት ን መንበሪ ገዛ
ጉዳያተይ ንምስላጥ ሓገዝ ምርካብ፣
ገዛ ኣብ ምርካብ ዝግበር ኣሰራርሓ፣
13 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
a mugnierምምሕዳር
xavidumምምሕዳር
cph36ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
mariamተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
rzgar-bapiriተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
anastasiia12345ተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት