ኣገደቲ ሓበሬታ
ምስ ምስ HOPE - Hébergement Orientation Parcours vers l'Emploi

ኣዳላዊAFPA
ናብ ኩሉ ተሳተፍቲ ዝዓለመ
ናብ ተዓዘብቲስደተኛታት, ናይ ዑቕባ መሰል ተጠቐምቲ, ግዝያዊ ዑቕባ ተጠቐምቲ, ሃገር ኣልባ ሰባት
ደረጃ ርድኢት ቋንቋ ፈረንሳምንባብን ምጽሓፍን ዝኽእል, A1
ዋጋ
ብነጻ
ምሕጽንታኹም በጺሕና ኣሎ
ንውሓት ዝጸንሓሉ ግዜዳርጋ 850 ሰዓት
ቐጻሊ ተሳትፎዳርጋ 35 ሰዓት ኣብ ሰሙን
ዝርከበሉ መዓልቲሰኑይ, ሰሉስ, ረቡዕ, ሓሙስ, ዓርብ
ኩነታት
ናይ CIR ን ናይ OFII ኮርሳት ወዲእኩም እንተኮይንኩም
ኣብ ፖለምፕልዋ ተመዝገቡ
መንበሪ ፍቓድ ካርድ ወይ ወረቐት ምህላው
መንበሪ-ገዛን ስራሕን ምርካብ
እንታዩ’ዩ ?
HOPE መደብ ስራሕን ርእሰ ምኽኣል ናይ ስደተኛታት ዝቖመ ማሕበር እዩ ።
ብዝተፈላለየ ክፋላት ዝወሃብ ስልጠና ድማ ኣለዎ ፤
- ንስራሕ ዝተቕም ናይ ቋንቋ ፈረንሳ ስልጠና : 400 ሰዓታት ስልጠና (330 ሰዓታት ኣብ ማእከል ኣፍፓን Afpa 70 ሰዓታት ልምምድ ኣብ ሓደ ትካል ) ድሕሪኡ ናይ ቋንቋ ብቕዓት ዲፕሎማ (DCL) ምርካብ የኽእል።
- እንተላይ ሞያዊ ስልጠና : ብመሰረት ውዕል ሞያዊ ምግባር ወይ ግዝያዊ ውዕል ሞያዊ ምዕባለ (CDPI)።
- ከምኡውን ምስክር ወረቐት : ምስክር ወረቐት ሞያዊ ብቕዓት (CCP) ወይ ሞያዊ መዓርግ
- ኣብ ምሉእ እቲ ኮርስ ኩለመዳያዊ ደገፍ (ኣባይቲ፣ ጥዕና፣ ሕጊ፣ ዜግነት)።
ንምንታይከ የዘገድስ?
እቶም ናይ ቋንቋ ፈረንሳ ኮርሳት ንሞያዊ ዕላማታት (400 ሰዓታት) ኮይኖም።
ብድሕሪኡ ድማ ደረጃ ፈረንሳ ብሕላፍ DCL (Diploma of Competence in Language) ፈረንሳዊ ሞያዊ ይረጋገጽ።
ኣብ ምሉእ ናይ መደብ ግዜ ትእንገድ። ኣብ ምሉእ እቲ ኮርስ ማሕበራዊ ደገፍ ኣብ መወዳእታ ናይቲ ስልጠና ናጻ መንበሪ ክትረክብ የኽእለኩም።
ኣብ ዝቖጽሩ ስራሓት ኢኻ ተሰልጢንኩም ። ኣብ መወዳእታ እቲ ስልጠና፡ ናይ ስራሕ ዕድል ክህልወካ ይኽእል እዩ።
ነቲ ስልጠና ኣብ እትወስድሉኣብ እዋን ስልጠና ክፍሊት ክወሃበኩም እውን እዩ።
ከመይ ንገብሮ?
- ንቸር (Bourges): conseilformation18@afpa.fr
- ንኢንድረ-ኤት-ሎየር (Tours): conseilformation37@afpa.fr
እዚ ፋልይ ጠቓሚ ኮይኑ ዶ ረኺብኩሞ ?
ን ዝተርጎሙን: ርእይቶኦም ዘበርከቱን ኩሎም ነመስግን
ተመሳሳሊ ዛዕባ
ምስልጣን ሞያ
ፈረንሳይ
መንበሪ ገዛ
ኣብ ስርሔይ ክሕግዘኒ መታን ቋንቋ ፈረንሳይ እመሃር፣
እኹል ምድላው እገብር፣ናይ ዲልፍ ደልፍ ዳልፍ ተሰኤፍ "DILF, DELF, DALF, TCF" ዲፕሎም ንምውናን ተፈተኑ፣
ስልጠናታት ውሰድ፣
ካብ ናይ ስምልጠና ቦታ ወጻኢ ኣብ ቴሌፎንን ምስ ሰባትን ልምምድ ግበር፣
መንበሪ ገዛ እረክብ፣
ንሓጺር እዋን ዝኸውን ግዝያዊ መጽለሊ ገዛ ምርካብ፣
ስልጠና ንምርካብ ዘሳሊ ሓጋዚ ምርካብ፣
ምክፋል ስራሕን ስልጠናን ዘዛነቐ መደብ
ነቲ ዝመሃሮ ስልጠና ክኸፍል ምኽኣል፣
12 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ