ፋይል ናይ ሓበሬታ ርኸቡ
ካብ መንጎ 1121 ፋይላት ናይ ምሕዳራትን ኣከባብያውያን ኣገልግሎት ዝሕብሩ ርኸቡ
ውጽኢት ምድላይ
ምህላው ኣፍልጦ ብዛዕባ መሰላትኩም ድጋፍ ይግበረልኩም
ምርካብ ሓበሬታ ብዛዕባ መሰላትካ፣ ኣብ ምውሳድ ኣገባባትን ስራሕ ምድላይን ሓገዝ

ምርካብ ሓገዝ ሓበሬታ ብዛዕባ ወረቐትን ባጀትን
ምርካብ ሓበሬታ ወረቓቕትን ባጀትን ፣ ብፍላት ኣብ ጁራ ንመሰላት ንምርካብ ዝግበር ደገፍ፣ ምሕደራ ባጀት፣ ምምሕዳራዊ ኣገባባት ወዘተ

ደክለረሽ በብሰለስተ ወርሒ ናይ ላካፍ CAF
ምኽኣል ወይ ኣዋጅ በብሰለስተ ወርሒ ናይ ላካፍ CAF ብኸመይ ዴክሌር ከም ዝግበር ሓበሬታ ምርካብ.

ምሕታት ገንዘባዊ ብጽሒ ንስድራ ካብ ካፍ
ምእንቲ ምሕታት ሓገዝ ክልተ ወይ(ካብኡ ንላዕሊ ) ቆልዑ፣ እንተ ኣለውኹም ንቤት ጽሕፈት ካፍ ሓገዝ ናይ ፋይናንስ ክትሓቱ ትኽእሉ ዘኽእል ሓበሬታ
ምዝገባ ናብ ካፍ (CAF) ሓገዝ ንምርካብ
ምዝገባ La CAF ኣብ ዝተፈላለየ ክፋል ናይ ህይወት ዘለዉ ሰባት ካብ ብመግስቲ ዝመቓራሕ ገንዘብ እዩ። ስለዚ ካብኡ ንኽንረብሕ ብኸመይ ክንምዝገብ ንኽእል ዝሕብር እዩ።

ምሕታትን ንምርካብ ናይ RSA ሓገዝ
ምፍላጥ ኤረሳ እንታይ ማለት ምዃኑ ? መን ተጠቃሚ ክኽውን ይኽእል? ናብ ካፍ ብኸመይ መንገዲ ናተይ ፋይል ከብጽሕ ወይ ክሓትት ይኽእል ? ምሕባር

ምርካብ ምኽሪ ንኣጠቓቕማ ውልቃዊ ባጀት
ኣብ ኣጠቓእማ ባጀት ዘለኩም ሓበሬታን ኣፍልጦን ንምዕባይ

ምሕባር ዓመታዊ ኣታዊኹም ንኣታዊ ውሽጢ ሃገር les impôts
ምኽኣል ኣዋጅ ናይ ግብሪ ከም ዝገብርኩ ዝሕብር መልሲ ክረክብ ይኽእል ፣ ግቡእ መስርሕ ን ኽተልን ምስናይ ሳዕቤናቱን ይሕብ
ምህላው ባንክ ሕሳብ ምርካብን "መሰል ሕሳብ"
ሓደ ባንክ ናይ ባንክ ሕሳብ ምኽፋት እንተኣቢዩካ፡ ምስ ባንክ ደ ፍራንስ ርክብ ብምግባር ክሕግዘካ ትኽእል ኢኻ።
ምምልካት፣ ኣብ ስራሕ ወለድ prime d'activité ዝፍለጥ ክፍሊት ንምርካብ
ምሕታት እቲ ናይ ንጥፈታት ቦነስ ብካፍ ንትሑት እቶት ንዘለዎም ሰባት ዝኽፈል ፋይናንሳዊ ሓገዝ እዩ።

ንዝኣመልክምሉ መቕጻዕቲ፣ ናይ ምኽፋል መስርሕ
PIMMS ፒ ኢ ኤም ኤም ኤስ ዘይተክፍለ መቕጻዕቲ፣ ካብ ዓቕሚ ንላዕሊ ቀስ እንዳገበርኩ በብዓቕመይ ጌረ ዝኸፍለሉ መንገዲ ምፍላጥ ይሕብ ይሕርን ይሕግዝን

ኣማኻሪ ናይ ባጀት ንምርካብ፣
ምስ ህሉው ቁጠባዊ ኩናታትኩም ዝከይድን ዝመጣጠንን ኣካይዳ ንኽህልወኩም ናይ ገንዘብ ምሕደራኩም መታን ክምዕብል።

እዚ ፋይል'ዚ እውን የገድሰኩም ይኸውን'ዩ
ምፍራም ብ ኢንተርኔት ወይ ኢ-ፎቶ
ምስኣል ብ ኢንተርኔት ወይ ኢ-ፎቶ ንወግዓዊ ሰነዳት ። ኣብ ኢንተርነት ንምስራሕን ንምጥቃምን ዝሕግዙ
ምኽፋት ኣብ ኣካውንት Étrangers en France (ANEF) ኣብ ኢንተርኔት
ምኽፋት ኣብ ኣካውንት ብኸመይ ከም ዝከኣል Étrangers en France መንበሪ ፍቓድ፡ ምሕታት ዜግነት ወዘተ መስርሕ ወዘተ ምጽፋፍ ምእንቲ ክትክእሉ ዘኽእል)
ምጥላብ ፣ ሕጋዊ ሰነድ ንምጥላብ ንመርዓ ወይ ንምጽማድ
ምጥላብ ፣ ሕጋዊ ሰነድ ንምጥላብ ንመርዓ ወይ ንምጽማድ ዝወሃብ ዝነበረ ሰነድ ተሪፉ እዩ እንተደኣኣ ስደተኛታት ኲይንኩም፣ ሰርቲኬት ኣየድልየኩም እዩ

ምርካብ 'ካርት ሰጁኽ 'ወይ መንበሪ ካርድ
ምርካብ ሓበሬታ ፣ ፋይል ብከመይ ኣብ መወዳእታ' ካርት-ሰጁኽ' ንምርካብ ካብ ፕረፈክፉር (ANEF) ይሕብር እዩ።

ምርካብ ናይ ወጻእተኛታት ፓስፖርት ወይ ናይ መገሺ ካርድ
ምጥላብ ን 5 ዓመት ዘግልግል ፓስፖርት ናብ ወጻኢ ክንገሸሉ ንኽእል ፓስፖርት(TVR, TIV, TVA) ዝበሃሉ ዓይነታት ንምርካብ ::

ምሕዳስ ካርት ሰጁር ወይ መንበሪ ካርድ
መንበሪ ካርድኹም ምውዳቑ ግዜ ወይ ካብ መዓላ ወጻኢ ዝኾነሉ እዋን እንተቐሪቡ ኣብ (ANEF) ንምሕዳስሱ ኣብ ኦን ላይን ሕተቱ ንምሕዳሱ!

ምምልካት ናብ DCEM
ምምልካት ናብ DCEM ንወጻእተኛ ትሕቲ ዕድመ ቆልዓ ዝኸውን ናይ ምዝውዋር ሰነድ ኣብ መርበብ ሓበሬታ ወጻእተኛታት ኣብ ፈረንሳ (ANEF) ኣመልክቱ።