ኣማኻሪ ናይ ባጀት ንምርካብ፣
ምስ ኣብ ፕዋ ፓሰረል(Point Passerelle)፣

ኣማኻሪ ናይ ባጀት ንምርካብ፣

ምስ 
ኣብ ፕዋ ፓሰረል(Point Passerelle)፣

መጨርሽታ ጊዜ ምሕዳስ16 juil. 2021

እንታይ ኢዩ?

እዚ ዝበሃል Le Point Passerelle ንዘለኩም ቁጠባዊ ሽግር ፣

ንምፍታሕ ዝዓለም ሓገዝ ኣዳልዩልኩም ኣሎ።

እዚ ሓገዝ እዚ ንምርካብ ዝበዝሐ እዋን ብናይ ማሕበራውያን ተሓጋገዝትኹም ማለት ወይ ድማ ሶሻል ኣሲስታንስ ወይ ድማ እቶም ንመሰላትኩም ኣብ ፈረንሳ ዝሕብሩ ኣካላት ዝወሃብ እዩ።

ንመን ኢዩ ፧

ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
ኒ ኹሉ ህዝቢ
ግዜ

ብመሰረት ናትኩም ህሉው ኩነታትኩም፣

ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ኩሎም ደረጀታት
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዞባ\ ዴባርትሞ

ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
ኒ ኹሉ ህዝቢ
ግዜ

ብመሰረት ናትኩም ህሉው ኩነታትኩም፣

ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ኩሎም ደረጀታት
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዞባ\ ዴባርትሞ

ስለምንታይ እዩ እዚ ጉዳይ ኣገዳሲ ኾይኑ፧

ሓደ ገምጋም ኣብ ህሉው ኩነታትኩም፣ ዝተሞርኮሰ ርድኢት ናይ ባጀት ክህልወኩም ምእንቲ።

እቶም ኣማኸርቲ ፣ ኩነታትኩም
ብምግምጋም ፣ መፍትሒ ንምርካብ ፣ መገድታት ሃሰስ ይብሉ( ምስ እቶም ወርሓዊ እትኸፍልዎም ብዛዕባ ልቓሕን ንእትወድዎን ብዝምልከት፣ ኣካላት ኣብ ኣከፋፍላ ንምስምማዕ ክህሉ : ክኸውን ይኽእል : ወይ እውን ኣሲስታንት-ሶሻልኩም ኩናትትኩም ምሕባርን፣ ኣድላዪ እንተኾይኑ ድማ ሓገዝ ከም እትረኽቡ ምግባርን ካልእን ከጠቓልል ይኽእል)፣

ውልቃዊ ምስናይን ሓገዝን፣

እቶም ኣማኸርቲ ኣብ ዝደለኽሞ እዋን ነቲ ምስናይ ከቋርጽዎ ይኽእሉ እዮም ኣብ ድሌትኩም እዮ ዝሙርኮስ።

ብ ኸመይ ኣብርክቶይ ይሳተፍ

ቆጸራ ግበሩ!

ብቁጽሪ ስልክና ክትድውሉልና ትኽእሉ ኢኹም፣ 03 80 48 93 05

ወይ እውን በዚ ዝስዕብ ናይ መርበብ ሓበሬታ ናይ መልእኽቲ መል ኣኽን መቐበልን ኣድራሻና ማለት ብ ኢመይል ክትረኽቡና ትኽእሉ ኢኹም፣ dijon@ppcb.fr ርኸቡና

ኣዛራቢ ምርካብ :
ቅኑዕ\ ቅቡል
ኣገዳሲ ዝኾነ ሓቤሬታት ረኺብኩም ዶ ?
ኣምስግኖም ነቶም ንዓኻ ኣብርክቶ ዝገበሩ ኣብ ተሳትፍኦም
0 🙏
ኣበርከቲ ዓድም
13እዛ ገጽ ጹቡቅ ጌርካ ኣጽናዓያ መታን ን ሕቶታት ምምላጽስ ክትጠቅመካ
Proposé par
Point Passerelle Champagne Bourgogne

Point Passerelle Champagne Bourgogne