Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ንዝኣመልክምሉ መቕጻዕቲ፣ ናይ ምኽፋል መስርሕ

ምስ ምስ Pimms Médiation Dijon

ኣዳላዊ Pimms Médiation Dijon ኣቐድዲሙ ዝነበረ 3 роки тому

እዚ መስርሕ ሓገዝ እዚ፣ ን በብእዋኑ ዝተኣከበ ዕዳ፣ መታን ከይሃሰየኩም ኣብ ነዊሕ እዋን ክትከፍሉ ይሕግዘኩም። እቲ ዕዳ (ናይ ኤለክትሪክ፣ ጋዝ )፣ DIVIA ወይ እውን ናይ ትራንስፖርት ክኸውን ይኽእል

ንምንታይከ የዘገድስ?

እዚ ብ ብሓገዝ ናይ መንጎኛ፣ ናይ ኣብ ዲጆን ዝግበር መስርሕ ኣከፋፍላ ናይ ብዙሕ ኣዋን በብቁሩብን ን ከፋሊ ፣ ተኸፋሊ ኣካልን ብዘይሃሲ መልክዑ እዩ ዝሰላሰል።

እዚ ብ መንጎኝነት ዝግበር መስርሕ ክፍፍል እዪ፣ እቲ ክፍሊት ብዘይሃሲ መልክዑ ኣዝዩ ብደቂቕ ደረጃ ንብዙሕ እዋን ዝጸንሕ ክገብሮ ይኽእል እዩ።

ከመይ ንገብሮ?

ቆ ኣብ ከተማ ዲጆንን በዚ መሐበሪ ርኸቡና

Lieu d'accueil

10 Pl. Granville, 21000 Dijon, France

2 Bd Mansart, 21000 Dijon, France

6 Av. des Gresilles, 21000 Dijon, France

32 Bd Eugène Fyot, 21000 Dijon, France

12 Bd Gaston Bachelard, 21000 Dijon, France

4 Pl. Jacques Prévert, 21000 Dijon, France

Chargement de la carte...

14 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • olga b.ተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • aman expertተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • moringaተርጓሚ/ሚት
  • abrhamተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • mohamad.mijbel@gmail.comተርጓሚ/ሚት
  • mhd aweiss al doboushተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • anastasiaተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • pimmsኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ

Liens utiles