ምኽኣል ምምሕዳር ናይ ፓጄትኩም
ኣዳላዊ Comité de la Démarche Accessible ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 2 ansእዚ ባጀትታዊ ምሕደራ ማለት ካብ ባንክ ሕሳብካ ዝኣቱን ዝወጽእን ገንዘብ ምፍላጥ፣ ወጻኢታት ምውጣንን ካብ ኣጸጋሚ ኩነታት ምውጋድን ዝዓለመ ኣፍልጦ ምርካብ ማለት እዩ።
ኣብ መንበሪ ኣባይቲ ንምክራይ ሓደ ሓደ ንምኽፋሉ ግዜ ክቡር እዩ: ንቡር ናብራኹም እናቐጸልኩም፡ ክራይ ገዛን ካልእን ወጻኢታትኩም ንምኽፋል ባጀት ምምሕዳር ኣገዳሲ እዩ።
ምፍላጡ ዘገድስ
መብዛሕትኡ ግዜ “ትሕቲ ዓቐን ገንዘብ” (ትሕቲ €0 ንታሕቲ ናይ ባንክ ሕሳብ) እንተኾይኑ፤
- እቲ ባንክ ብኣውቶማቲክ ክፍሊት ይወስድን ፣ ስለዚ ድማ ዝያዳ ወለድ ገንዘብ የኽፍለኩም።
- ልቓሕ እንተሓቲትኡም ኣሉታዊ መልሲ ናይ ምርካብ ሓደጋ ኣለኩም።