ምርካብ ምኽሪ ንኣጠቓቕማ ውልቃዊ ባጀት
ምስ ብ PCB ሳውዝ ኮተኣኦ Sud Côte d'Or
ኣዳላዊ Mutualité Française Bourguignonne Services de Soins et d'Accompagnement Mutualiste (MFBSSAM) ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 3 ansLe PCB, እንታይ እዩ ንዝብል ሓ
- ናጻ ዝኾነ ኣገልግሎት ዝህብምኽሪን ናይ መልግስቲ ትካል እዩ
- ኣብ ኣጠቓቕማ ባጀት ምኽሪን ምዕቃብ ምስጢርን ን ናይ ስራሕ ይኹን ን ሞያዊ ምኽሪ ኣብ ዚርያ ባጀት ዝዓለመ ኣገልግሎት ይህብ
- ብሞያዊ ብቕዓቱ ዝተፈልጠ
- ምስ ዝተፈላለዩ ኣካላት ብምትሕብባር ዝነጥፍ (ባንክ ፣ ገዛ ዘካርዩ ማሕበራት l'ADIL, ኣሲስታንት ሶሻል services sociaux ወዘተ...) ንምቅላል ህይወት
iምፍላጡ ኣገዳሲ!
ንዝያዳ ሓበሬታ ናይ PCBእብዚ ተወከሱ cette vidéo YouTube.
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
Lieu d'accueil
9 Rue Gustave Eiffel, 21200 Beaune, France
0670379409
pcb21sud@mfbssam.fr
2 Rue des Aiguisons, 21800 Quetigny, France
06 70 37 94 09
pcb21sud@mfbssam.fr
Chargement de la carte...