ርእሰ-ምሕደራ ምርካብ
ምስ THE SOUND ACTOR ውህደት ዓውደ መጽናዕቲ
ኣዳላዊ Infrep 35 , ኣቐድዲሙ ዝነበረ 3 роки томуእዚኦም ስደተኛታት ኣብ መዓልታዊ ህይወቶም ናጻ ንክኾኑ ዝሕግዙ ናይ 14 ሰዓታት ገጽ ንገጽ ዝካየዱ ዓውደ መጽናዕትታት እዮም።
ነፍሲ ወከፍ ካብተን 4 ዓውደ መጽናዕትታት ዝተፈላለየ ቴማ የቕርብ፤
- ዲጂታላዊ ዓውደ መጽናዕቲ : ምስ ውህደት ዝተኣሳሰሩ ቀንዲ ስጉምትታት ንምፍጻም ዲጂታላዊ መሳርሒታት ከመይ ጌርካ ከም እትጥቀም ምፍላጥ
- Job search workshop : ስራሕ ከመይ ጌርካ ከም እትደሊ ምርዳእ
- Budget workshop : ባጀት እንታይ ምዃኑ ምርዳእ ከመይ ጌርካ ከም እትመልኮ ምፍላጥ
- Interculturality workshop : ባህላዊ ፍልልያት ምርዳእ ንኽትላመድ ምኽኣል
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
Lieu d'accueil
Pentagone1 - 6 rue de Belle-Ile, 35760 Saint-Grégoire, France
02 23 25 05 80
infrep35@infrep.org
Chargement de la carte...
ስራሕ
ቤት ጽሕፈታት
ኣብ መርበብ ሓበሬታ ጉዳያተይ ባዕለይ አሳልጥ፣
ጉዳያተይ ንምስላጥ ሓገዝ ምርካብ፣
ብዛዕባ ስልዔይ ሓገዝ ግብሪ ናይ ባኪ ወይ ሕሳብ ዝኣመሰሉ ኩነታተይ፣
ስራሕ ንምርካብ ሓጋዚ ወይ ዘሰንየካ ምርካብ፣
ምድላው ሲቪ"CV" ውልቃዊ ታሪኽን ናይ ስራሕ ቃለ መሕትት፣
15 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
xavidumምምሕዳር
a mugnierምምሕዳር
diplosamተርጓሚ/ሚት
youተርጓሚ/ሚት
amintatariተርጓሚ/ሚት
mariamተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
anastasiaተርጓሚ/ሚት
utilisateur_549471ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
ss-infrep30ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ