ምምልካት መንበሪ ገዛ ንምርካብ
ኣዳላዊ Comité de la Démarche Accessible ኣቐድዲሙ ዝነበረ 2 роки томуCAF (Caisse des Allocations Familiales) ከከም ኩነታትካን ጸጋታትካን ክራይ ገዛኻ ክትከፍል ክሕግዘካ ይኽእል።
ናይ መንበሪ ኣባይቲ ሓገዝ 3 ዓይነት ኣሎ፤
- ብሕታዊ ሓገዝ መንበሪ ኣባይቲ (APL) : ንተኻረይቲ መንበሪ ኣባይቲ ብስምምዕ ምስ መንግስቲ።
- ናይ ስድራቤት መንበሪ ኣበል (ALF) . APL ክህልዎም ዘይክእሉ ሰባትን ከከም ኩነታቶም ስድራቤቶምን (ንኣብነት: ቆልዑ፡ ጽግዕተኛታት ወዘተ)።
- ኣበል ማሕበራዊ መንበሪ ኣባይቲ (ALS) : ንኣፒኤልን ኤኤልኤፍን ክህልዎም ዘይክእል ተኻረይቲ።
! ኣገዳሲ ሓበሬታ
ጽቡቕ ክትፈልጥ : መጠን ናይ መንበሪ ገዛ ጥቕምኻ ኣብዚ ዝምርኮስ፤
- ምሳኻ ዝነብሩ ሰባት ብዝሒ
- ካብቲ መንበሪ ቦታ
- ዋጋ ክራይ ገዛ
- ናይ ዝሓለፉ 12 ኣዋርሕ ኣታዊታትኩም ገዛ።
ኣገዳሲ! ! ኣገዳሲ ሓበሬታ
ጽቡቕ ክትፈልጥ : መጠን ናይ መንበሪ ገዛ ጥቕምኻ ኣብዚ ዝምርኮስ፤
- ምሳኻ ዝነብሩ ሰባት ብዝሒ
- ካብቲ መንበሪ ቦታ
- ዋጋ ክራይ ገዛ
- ናይ ዝሓለፉ 12 ኣዋርሕ ኣታዊታትኩም ገዛ።
ጽቡቕ ክትፈልጥ : መጠን ናይ መንበሪ ገዛ ጥቕምኻ ኣብዚ ዝምርኮስ፤
- ምሳኻ ዝነብሩ ሰባት ብዝሒ
- ካብቲ መንበሪ ቦታ
- ዋጋ ክራይ ገዛ
- ናይ ዝሓለፉ 12 ኣዋርሕ ኣታዊታትኩም ገዛ።
ከመይ ንገብሮ?
ብድሕሪኡ’ከ ?
መንበሪ ገዛ
ቤት ጽሕፈታት
ስድራ-ቤት
ገዛ ኣብ ምርካብ ዝግበር ኣሰራርሓ፣
ምምልካት ን መንበሪ ገዛ
ብዛዕባ ስልዔይ ሓገዝ ግብሪ ናይ ባኪ ወይ ሕሳብ ዝኣመሰሉ ኩነታተይ፣
ቤተሰባዊ ጉዳያት
14 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
claudia mምምሕዳር
a mugnierምምሕዳር
diplosamተርጓሚ/ሚት
amintatariተርጓሚ/ሚት
mariamተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት
alexisተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
anastasiaተርጓሚ/ሚት
mariaተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት