ፋይል ናይ ሓበሬታ ርኸቡ
ካብ መንጎ 1138 ፋይላት ናይ ምሕዳራትን ኣከባብያውያን ኣገልግሎት ዝሕብሩ ርኸቡ
ውጽኢት ምድላይ sur 38
ምርካብ carte Vitale ካርት ቪታል
ካርት ቪታል ንኽሉ ሰብ ናይ ኢንሹራንስ ማላዲ ውሕሰነት ናይ ጥዕና ተጠቐምቲ ዝኾኑ ብነጻ ይወሃቡ ::
ምጥላብ ፍሉይ ሓገዝ ስንክልና ምስዘጋጥም ክህሉ ዘለዎ ሓገዝ (MDPH)
ምርካብ እንተደኣ ስንክልና ኣጋጢሙ ክህሉ ዘለዎ ኣበልን ተጠቀምቲ ንምርካብ MDPH ፋይል ብኸመይ ከም እትሰርሕ ፍለጡ።
ምርካብ ናይ ጥዕናዊ ሓገዝ ምርካብ ዘኽእል መሰል
ምርካብ ናይ ጥዕና ሓገዝ ምርካብ ዘኽእል መሰል ብምህላው ናይ ጥዕና ምትሕብባር ሓገዝ (ex-CMU-C) ብነጻ ሕክምናን መድሃኒትን ንምርካብ የኽእል።
ምጥቃም FranceConnect ዝበሃል ናይ እንተርኔት ሳይት ናይ ስደተኛታት
ምርካብ ኣገልግሎት ናይ ዝተፈላለዩ ማሕበራዊ ኮነክሽን ምርኻብ ዝ ብልሙድ ኣድራሻኹም ንምርኻብ ምእንቲ ክትክእሉ ዘኽእል ኣገልግሎት እዩ።
ምግባር ሓፈሻዊ ናይ ጥዕና መርመራ ወይ ቸክኣፕ
ምጥቃም ካብ ናይምግባር ሓፈሻዊ ናይ ጥዕና መርመራ ወይ ቸክን፣ ቆጸራ ብነጻ ኣግልግሎት ምርካብ ፣ ብዛዕባ ጥዕና ና ንምፍላጥ
ምእዋጅ ወይ ምንጋር ፣ ቀዋሚ ሓኪም ከም ዘለኩም
ምምራንምእዋጅን ቀዋሚ ከም ዘለኩም ምሕባር ፣ እዚ ብምግባርኩም ምክትታልን ዝለዓለ ደረጃ ምምላስ ገንዘብ ክህልዎን የኽእል እዩ
ምርካብ ማሕበራዊ ደገፍ
ምርካብ ሓገዝ ንLGBTQI+ ወጻእተኛታት: ማሕበራዊ መሰላት: መንበሪ ኣባይቲ: ጾታውን ኣእምሮኣውን ጥዕና: ሞያዊ ውህደት ንምርካብ
ምጥቃም ናይ ቤት መስርሕ ንኣገባባት ኣገባብ ንምክያድ
ምኽኣል ኣብ Mon Récap ምምሕዳራውን ሞያውን ኣገባባትኩም ንምውዳብ ዝሕግዝ ነጻ ደፍተር ምጥቃም
ምምርማር ናይ ሕማም ኮረና ንምግባር
ንምፍላጥ ናይ ኮረና መርመራ ኣየናይ ዓይነት መርመራ ናይ ኮቪድ 19 እንታይ ደረጃታት ክሓልፍ ይግብኦ ንምፍላጥ ትደልዩ ዶ ?
ሓግዝን ደገፍን ንምርካብ።
ደቂ ኣንስትዮ ካብ ኩነታት ዓመጽ ንኽወጻን ንስንባደአን ንኽስዕራን ዝሕግዝ ደገፍንምግባር ዝዓለም መደባት ዘካተተ።
ምውሓስ ጓል ኣንስተይቲ ውላድኩም ካብ ሓደጋታት ምኽንሻብ ምክልኻልን
ምዕቋብ ጓልኩም ካብ ሓደጋ ክንሸባ ምእንቲ ክትከላኸሉ፡ ን ኦፍራ ምሕታት ፣ ሕክምናዊ ምክትታል ግዴታታት ከም ዘለዎ እውን ምፍላጥ።
ምህላው ድሕሪ ሓደ ዘሕዝን ፍጻመ ስነ-ኣእምሮኣዊ ደገፍ ምህላው ንግበር
ደገፍ ድሕሪ ስንባደን ጸቕጢ ሲንድሮም ፣ ዘለዎ ድሕረባይታ ምስናይ ተርጓሚ ናይ ቋንቋኹም ተግልገሉ
ጥዕና ንምህላው ዘኽእል ሓገዝ ርኸቡ
ደገፍ ጥዕና ኣብ Rouen Normandie ሩዋን ኖርማንዲ: ሕክምናዊ ቆጸራታት፡ ሓገዝ ምስ ወግዓውነት፡ ስፖርት ወዘተ ምስታፍ
ኣብ ናይ ወረቐት ምምሕዳራዊ መስርሕ ዘሰኒ ኣካል ይሃልኹም።
ኣብ ስራሕ፣ ጥዕና፣ መንበሪ ኣባይቲ፣ መሰላት ኩለመዳያዊ ደገፍ ክህልዎም ዝዓለመ።
ምምሃር ቋንቋ ፈረንሳን ከምኡውን ናይ ምምሕዳር ኣገባባት ውሰዱ።
ንደቀንስትዮ ቀዳምነት ዝወሃቦ ደገፍ ንደቂ ኣንስትዮ (ብፍላይ ግዳያት ዓመጽ)ንምሕጋዝ ዝዓለመ
ምድጋፍ ንተጠቀምተይ ብዝበለጸ ሓበሬታ ን ኽረኽቡ
ንምርካብ እቲ ናይ ደገፍ ጸጋታት – ማእከል ውህደት ክእለት ሰብ ሞያ ውህደት ንምዕባይ ይሰርሕ።
ክትትል እዋን ጥንሲ ብግቡእ ምፍጻም
ምክትታል ጥንሲኪ ብግቡእ ሓገዝ ናይ ምውላድ ንምድላውን ኩሎም ስጉምትታት ምኽታል ምርባሕን ምኽኣል።
ምርካብ ን ትምህርትቲን ስራሕን ዝኸውን ቋንቋ ፈረንሳ ምጽናዕ ዘኽእል ስልጠና
ምእንጋድ ፣ ምስማዕ፣ ምስናይን ምፍታሕ ናይ ምምሕዳራዊ ሕልኽላኻትን ፣ ከምኡ ንው ምስላይ ኣብ ምርካብ ስራሕን
ምስታፍ ኣብ ስፖርታዊ ምንቅስቓስ፣ ኣብ ጥዕና ምእንቲ ምርካብ
ምኽኣል ልዕሊ 540 ማእከላት ስፖርትን ጥዕናን ስፔሻሊስት ምኽሪ ንምርካብን ዝጥም ስፖርት ንምርካብን ምእንቲ ክትክእሉ።
ምርካብ ሓገዝ ኣብ ጻዕርኹም ደገፍ ምርካብ
ምኽኣል ምርካብ መሰላትኩም ንምርካብ፡ ሰነዳትካ ንምስራዕ፡ ቋንቋ ፈረንሳ ንምምሃር፡ ናብ ቆጸራታት ንምኻድ ሓግዝ ክትክእሉ ምእንቲ
ምፍላጥ እንተደኣ ዘቤታዊ ወይ ስድራቤታዊ ዓመጽ ኣብ ዝፍጸመሉ እዋን
እንተደኣ ብ መጻምድቲ ወይ ብ ኣባላት ስድራቤት ስድራቤት ንዝተፈጸመ ግዳያት ዓመጽ ዝግባእ ሓገዝ ርኸቡ
ምርካብ ሓገዝ ኣብ ምምሕዳራዊ ኣገባባትካ ተቐባልነትን ደገፍን
ምርካብ ግዝያዊ መንበሪ ኣብ ምርካብ ደገፍን ሓገዝን፣ ኣብ ምምሕዳራዊ ኣገባባት ዝግበር ሓገዝ
እዚ ፋይል'ዚ እውን የገድሰኩም ይኸውን'ዩ
ምስኣል ብ ኢንተርኔት ወይ ኢ-ፎቶ e-photo
ምስኣል ብ ኢንተርኔት ወይ ኢ-ፎቶ ንወግዓዊ ሰነዳት ። ኣብ ኢንተርነት ንምስራሕን ንምጥቃምን ዝሕግዙ
ምኽፋት ኣብ ኣካውንት Étrangers en France (ANEF) ኣብ ኢንተርኔት
ምኽፋት ኣብ ኣካውንት ብኸመይ ከም ዝከኣል Étrangers en France መንበሪ ፍቓድ፡ ምሕታት ዜግነት ወዘተ መስርሕ ወዘተ ምጽፋፍ ምእንቲ ክትክእሉ ዘኽእል)
ምጥላብ ፣ ሕጋዊ ሰነድ ንምጥላብ ንመርዓ ወይ ንምጽማድ
ምጥላብ ፣ ሕጋዊ ሰነድ ንምጥላብ ንመርዓ ወይ ንምጽማድ ዝወሃብ ዝነበረ ሰነድ ተሪፉ እዩ እንተደኣኣ ስደተኛታት ኲይንኩም፣ ሰርቲኬት ኣየድልየኩም እዩ
ምርካብ 'ካርት ሰጁኽ 'ወይ መንበሪ ካርድ
ምርካብ ሓበሬታ ፣ ፋይል ብከመይ ኣብ መወዳእታ' ካርት-ሰጁኽ' ንምርካብ ካብ ፕረፈክፉር (ANEF) ይሕብር እዩ።
ምርካብ ናይ ወጻእተኛታት ፓስፖርት ወይ ናይ መገሺ ካርድ
ምጥላብ ን 5 ዓመት ዘግልግል ፓስፖርት ናብ ወጻኢ ክንገሸሉ ንኽእል ፓስፖርት(TVR, TIV, TVA) ዝበሃሉ ዓይነታት ንምርካብ ::
ምዝገባ ናብ ካፍ (CAF) ሓገዝ ንምርካብ
ምዝገባ La CAF ኣብ ዝተፈላለየ ክፋል ናይ ህይወት ዘለዉ ሰባት ካብ ብመግስቲ ዝመቓራሕ ገንዘብ እዩ። ስለዚ ካብኡ ንኽንረብሕ ብኸመይ ክንምዝገብ ንኽእል ዝሕብር እዩ።
ምሕዳስ ካርት ሰጁር ወይ መንበሪ ካርድ
መንበሪ ካርድኹም ምውዳቑ ግዜ ወይ ካብ መዓላ ወጻኢ ዝኾነሉ እዋን እንተቐሪቡ ኣብ (ANEF) ንምሕዳስሱ ኣብ ኦን ላይን ሕተቱ ንምሕዳሱ!