Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምርካብ ሓገዝ ኣብ ጻዕርኹም ብሓጎስ ተቐባልነት ፣ ተመሪሕኩምን ደገፍን ይግበረልኩም

ምስ ምስ Accueil et Promotion des Étrangers

ኣዳላዊ Accueil et Promotion des Étrangers ኣቐድዲሙ ዝነበረ 3 місяці тому

ምእንቲ ንስደተኛታት ክፉት ዝኾነ ናይ እንቋዕ ደሓን መጻእኩምን ምስማዕን ሓበሬታን ቦታ ን፤

  • ምስ ኩነታትኩም ዝሰማማዕ ኣንፈት ይሃልኩም
  • ጸገማት ኣለሊኻ መልሲ ምርካብ
  • ኣብ መዓልታዊ ኣገባባትኩም: ወረቐት ስራሕ: መንበሪ ኣባይቲ: ጥዕና ወዘተ ክትድገፍ።

ንምንታይከ የዘገድስ?

  • ምህላው ሓበሬታ ናይ ምህላው ተኽእሎ
  • ምቕራብ ጠቐምቲ መሓውራት ወይ ኣገልግሎታት፡ ፕረፈክቸር፡ ANEF...ኣኔፍ ወዘተ።
  • ምርካብ ብሕታዊ መምርሒ።

  • ምርካብ ሰማዒ እዝኒ ይሃልኻ፣ ምስ ማሕበር ወይ ካልኦት መሓውራት ደገፍ
  • ምርካብ ንጸገማትካ መፍትሒ ።

  • ንምርካብ ምስ ምምሕዳራዊ ኣገባባት ዝግበር ደገፍ፡ መንበሪ ገዛ፡ መጓዓዝያ፡ ክንክን ህጻናት፡ ጥዕና ወዘተ።
  • ምውህሃድ ኣብ ሞያዊ ውህደት ምሕጋዝ: ስልጠና ወይ ስራሕ ምድላይ (ምዝገባን ምክትታልን ምስ ፈረንሳ ትራቫይል፣ ምድላው ሲቪ፣ ንዝቐረበሎም ምላሽ ምሃብ ወዘተ)።

ከመይ ንገብሮ?

Lieu d'accueil

30, Rue Odolant Desnos, Montsort, Alençon, Orne, Normandie, France métropolitaine, 61000, France

02 33 29 10 97

accueil.promotion.etrangers@wanadoo.fr

Chargement de la carte...

10 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • xavidumምምሕዳር
  • k.bellanger@ape61.frኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • gitoroተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • mspተርጓሚ/ሚት
  • hadjer loumaniተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት

Liens utiles