Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምርካብ ሓግዝ ን ኣብ ሞያዊ ውህደት ዝሕግዘኩም

ምስ ምስ Programme BOP 104 - Humando Seine-et-Marne

ኣዳላዊ Humando , DDETSኣቐድዲሙ ዝነበረ 15 днів тому

ምእንቲ ኣብ ፈረንሳ ብማሕበራውን ሞያውን ብዓወት ንምውህሃድ ዝሕግዘኩም ኣብ ብሕታዊ ናይ ደገፍ መደብ ክትሳተፉ ከኣሉ፡ እዚ ድማ ኩነታት ምፍላጥ ሓግዚ እዩ፤

  • ስራሕ ወይ ስልጠና ንምርካብ ሞያዊ ደገፍ፣ ኮርሳት ፈረንሳ ምስታፍ
ምፍላጡ ዘገድስ ሁማንዶ Humando ንግዝያዊ፣ ውሱንን ቀዋምን ውዕላት ዝቖጽር ኮይኑ፡ ኣብ ሎጂስቲክስ፣ ኢንዱስትሪ፣ ህንጻን ህዝባዊ ስራሓትን፣ መመገቢ፣ ኣገልግሎትን ካልኦት ዓውድታትን ስልጠናታት እውን ይህብ።
  • ምርካብ ምምሕዳራዊ ሓገዝ (ጥዕና፡ ኣባይቲ ወዘተ ዝኣመሰሉ )
  • ሕብረተሰብ ፈረንሳ ንምርዳእ ዝዓለመ ዓውደ መጽናዕትታት፡ ባህላዊ ምውጻእ...
ኣኣዝዩ ኣገዳሲ ሓበሬታ ኣብዚ ንኽትሳተፉ ምስ ኣትደልዩ - ድሌትን ናይ ስራሕን ናይ ህይወት ፕሮጀክት ንምህናጽ ንህጥዩነትምህላው - ካብ 2021 ጀሚሩ ተጠቃሚ ኣህጉራዊ ሓለዋ ኣብ ትሕቲ ጽላሉ ምኳን - ከምኡ’ውን ኣብ OFII CIR (Contrat d'intégration républicaine ) ዝፈረምኩም - ኣብ ክፍሊ Seine-et-Marne ክትነብር ወይ ፖስታ ኣድራሻ ምህላው (77)።

ንምንታይከ የዘገድስ?

  • ምርካብ ምስ ዕላማታ ሞያ ዝተመጣጠነ ናብ ስራሕ ዝወስድ ደገፍ
ሁማንዶ Humando ተጠቀምቲ ኣህጉራዊ መለት ወረቕት ናይ ስደተኛ ይኹን ካልእ ዘለዎ ዝብ ስልጠና ይህብ። ኣብ ሁማንዶ ትሰርሑ ወይ ትስልጥኑ እንተኾንኩም ደሞዝ ትረክብ እውን ኢኹም።
  • ሲቪ፡ ናይ ሽፋን ደብዳቤ፡ ናይ ስራሕ ቃለ መሕትት ምድላው።

  • ምድላይ መንበሪ
  • ምውስድ ቆጸራ ምስ ሓኪም ወይ ስነ-ኣእምሮኣዊ ክኢላ ቆጸራ ውሰድ
  • ፋይናንሳዊ ሓገዝ ምርካብ ካብ CAF, ከምኡውን ውን መዝገባ ኮነ ክትትል ናይ France Travail... ምርካብ
  • ምኻኣል ምጉዓዝ ፣ ምዝዋርን መጓዓዝያ ምጥቃምን: ኣውቶቡሳት: ባቡር ትሕቲ መሬት...
  • ከምእ ውን ፣ናይ ባንክ ሕሳብ ምኽፋት፡ ፍቓድ መዘወሪ መኪና ምውሳድ፡ መንበሪ ፍቓድ ምሕዳስ...ምኽኣል

  • ምርካብ ሓገዝ ናይ ፈረንሳ ኮርሳት ንምርካብ
  • ምስታፍ ናይ ጉጅለን ጽምዲን ዓውደ መጽናዕቲ
  • ምርኣን ምዕባለ ንምምጻእ ሞባይል ኣፕሊኬሽናትን ዌብሳይታትን ኣጠቓቕማ
  • ምስታፍ ኣብ ናይ ቋንቋ ስልተናታት ስነ-ቓላት ዘሐይል: መዓልታዊ ፈረንሳንን ከምኡ ውን ኣብ ናይ ስራሕ ዓለም ዝሕግዝን ወዘተ።

  • ምኻኣል ምምሕዳራዊ ኣገባባት ምርዳእ፡ ጥዕና፡ ኣባይቲ፡ ስራሕ...
  • ምስታፍ ኣብ ዓለም ስራሕ ፈረንሳ ምርዳእ፡ ማሕበራዊ ሕግታት፡ ኣገባባት፡ ወረቐት ደሞዝ...
  • ምፍላጥ መሰልካን ሓላፍነትካን ፍለጥ (ኣብ ፈረንሳ ዜጋ ምዃን)
  • ከምኡ ውን ኣብ ዝተፈላለዩ ንጥፈታት ናይ ፣ስፖርት ምጽዋት፡ ኣብ ባህላዊ ምውጻእ ምስታፍ፡ ናይ ምብሳል ዓውደ መጽናዕቲ...ወዘተ

ከመይ ንገብሮ?

ምፍላጡ ዘገድስ ኣብ ዝደለኻዮ ግዜ ወይ ቅድሚ ምዝዛም እቲ መደብ ስልጠና ወይ ስራሕ እንተረኺብካ ደው ክትብል ትኽእል ኢኻ።

  • ናብ eva.beljio@humando.fr ወይ sean.boisdur@humando.fr ኢመይል ክትሰዱ ትኽእሉ ኢኹም
  • ንኢቫ ቤልጂዮEva BELJIO ብ 06 66 23 50 43 ወይSean BOISDUR ንሾን ቦይስዱር ብ 06 64 99 99 05 ደውሉ።
  • ብዛዕባ ሞያዊ ድሕረ ባይታኻን ድሌታትካን ንምፍላጥ ቆጸራ ክግበር እዩ።
  • ፕሮፋይልካ እንተተሰማሚዑ፡ ነቲ መደብ ክትጅምሮ ኢኻ።

Lieu d'accueil

146 Avenue du Général de Gaulle, 77270 Villeparisis, France

06 66 23 50 43

eva.beljio@humando.fr

Chargement de la carte...

Liens utiles