ፋይል ናይ ሓበሬታ ርኸቡ
ካብ መንጎ 1094 ፋይላት ናይ ምሕዳራትን ኣከባብያውያን ኣገልግሎት ዝሕብሩ ርኸቡ
ውጽኢት ምድላይ
ንመላእ ቤተሰብ ዝከውን ባህላዊ ንጥፈታት ምርካብ
ነጻ ዝኾኑ መደባት ን ቤተሰብ

ምህናጽ ሓዳሽ ህይወት ውልቃዊ መደባትን
ሓደ መሳርሒ ኣብ ዞባ ፓካ PACA፣ ምትእታው ንጥፈታት ንደቂ ኣ፣ ፈለማ መጻኣቲ ረፑብሊክ ፈረንሳ ንምትሕሓዝ ዝዓለም እዩ

ስልጠናን ሓገዝን ምድላይ
ሓደ ማእከላት ን ኩሎም ነበርቲ'ደ ኤክሪን ' Des Écrins. ከባቢኣን ዘአንግድ እዩ።

ናይ መንእሰያት ንጥፈታት ምክያድ
ኣደ መአንገዲ ቦታ ናይ ክሊ ዕድመ 11 ክሳብ 17 ናይ ምልላይን ባህላዊ ንትፈታትን ምክያድ

ምዕጃብ፣ ንጥፈታት ግበርን ብውልቂ ተዓጂብካ ምኻድን እዩ።
ምርካብ ሓገዝ፣ ንጥፈታትን ምኽርን ንህጻናትን መንእሰያትን ክሳብ 25 ዓመት ዝዕድሚኦም ካብ ወለንተኛ

ምርካብ ስራሕን መንበሪን ገዛን ኣብ les Hautes-Alpes
ንምርካብ ሓፈሻዊ ሓገዝ ናይ ፡ ሓባራዊ መሰላት፡ ምምሕዳራዊ፡ ኣባይትን ስራሕን...ወዘተ ንምርካብ ክትክእሉ

ምፍራም ብ ኢንተርኔት ወይ ኢ-ፎቶ
ምስኣል ብ ኢንተርኔት ወይ ኢ-ፎቶ ንወግዓዊ ሰነዳት ። ኣብ ኢንተርነት ንምስራሕን ንምጥቃምን ዝሕግዙ
ምኽፋት ኣብ ኣካውንት Étrangers en France (ANEF) ኣብ ኢንተርኔት
ምኽፋት ኣብ ኣካውንት ብኸመይ ከም ዝከኣል Étrangers en France መንበሪ ፍቓድ፡ ምሕታት ዜግነት ወዘተ መስርሕ ወዘተ ምጽፋፍ ምእንቲ ክትክእሉ ዘኽእል)
ምጥላብ ፣ ሕጋዊ ሰነድ ንምጥላብ ንመርዓ ወይ ንምጽማድ
ምጥላብ ፣ ሕጋዊ ሰነድ ንምጥላብ ንመርዓ ወይ ንምጽማድ ዝወሃብ ዝነበረ ሰነድ ተሪፉ እዩ እንተደኣኣ ስደተኛታት ኲይንኩም፣ ሰርቲኬት ኣየድልየኩም እዩ

ንምስላጥ መስርሕ ንምጥርናፍ ስድራቤት ንምግባር
ንምጥርናፍ ስድራቤንት ናብ ሃገረ ፈረንሳ ብሓባር ናይ ምኺኣን ድሌት ኣለኩም እንተኾይኑ? እነሀልኩም ኣጋባቡ
ምርካብ 'ካርት ሰጁኽ 'ወይ መንበሪ ካርድ
ምርካብ ሓበሬታ ፣ ፋይል ብከመይ ኣብ መወዳእታ' ካርት-ሰጁኽ' ንምርካብ ካብ ፕረፈክፉር (ANEF) ይሕብር እዩ።

ምርካብ ህጹጽ መጽለሊ ናብ 115 ብምድዋል
ምርካብ ህጹጽ መጽለሊ ምርካብ ህጹጽን ግዝያዊ መጽለሊ ብናጻ ንምርካብ ክትክእሉ ኢኹም
ምዝገባ ናብ ካፍ (CAF) ሓገዝ ንምርካብ
ምዝገባ La CAF ኣብ ዝተፈላለየ ክፋል ናይ ህይወት ዘለዉ ሰባት ካብ ብመግስቲ ዝመቓራሕ ገንዘብ እዩ። ስለዚ ካብኡ ንኽንረብሕ ብኸመይ ክንምዝገብ ንኽእል ዝሕብር እዩ።

ምሕዳስ ካርት ሰጁር ወይ መንበሪ ካርድ
መንበሪ ካርድኹም ምውዳቑ ግዜ ወይ ካብ መዓላ ወጻኢ ዝኾነሉ እዋን እንተቐሪቡ ኣብ (ANEF) ንምሕዳስሱ ኣብ ኦን ላይን ሕተቱ ንምሕዳሱ!

ምርካብ ናይ ወጻእተኛታት ፓስፖርት ወይ ናይ መገሺ ካርድ
ምጥላብ ን 5 ዓመት ዘግልግል ፓስፖርት ናብ ወጻኢ ክንገሸሉ ንኽእል ፓስፖርት ምርካብ ::

ምቅያር ምምርሒ ፍቃድ ምዝዋር መኪና
ምስላጥ መምርሒ ፍቃድ መኪና ናይ ወጻኢ ሃገር ፣ ናብ ናይ ሃገረ ፈረንሳ መምርሒ፣ ብኸመይ ከም ዝቕየር ምፍጣር።

ንምርካብ ኣፍልጦ ኣቐዲዲሙ ንዝንበረኩም ዲፕሎም (ENIC-NARIC)ኤኒክ-ናሪክ
ኣብ ፈረንሳ ትምህርትኻ ዳግማይ ክትጅምር ወይ ስራሕ ንምርካብ ናይ ወጻኢ ዲፕሎማኻ ኣፍልጦ ክወሃበካ ግበር ENIC-NARIC ።
ምሕታትን ንምርካብ ናይ RSA ሓገዝ
ምፍላጥ ኤረሳ እንታይ ማለት ምዃኑ ? መን ተጠቃሚ ክኽውን ይኽእል? ናብ ካፍ ብኸመይ መንገዲ ናተይ ፋይል ከብጽሕ ወይ ክሓትት ይኽእል ? ምሕባር

ምህላው ናይ ፈረንሳ ደረጃ ብቕዓት ምስክር ወረቐት
ምህላው ናይ ፈረንሳ እንተደኣ ናይ ቋንቋ ፈረንሳ ብቕዓትካ መርትዖ ዝኾነ ሰናድ ናይ (DELF, DALF, DILF, TCF, TEF...) ክህልወኩም ምስ እትደልዩ ዝጠቅም እዩ