ምስራሕ ኣብ ጽላት ዳግመ-ምጥቃም ፣ናይ ዝተፈላለዩ ንብረታት
ምርካብ ሓበሬታ ብዛባ ዳግማይ ክጥቀሙ ዝኽእሉ ንብረታት ንምእካብ፣ ንምፍላይን ንምዕሻግን ፕሮግራም ውህደት ስራሕ፣
République
Française
Réfugiés.info
ሓበሬታ ን ስደተኛታት ኣብ ፈረንሳ
ካብ መንጎ 14 ፋይላት ናይ ምሕዳራትን ኣከባብያውያን ኣገልግሎት ዝሕብሩ ርኸቡ
ምርካብ ሓበሬታ ብዛባ ዳግማይ ክጥቀሙ ዝኽእሉ ንብረታት ንምእካብ፣ ንምፍላይን ንምዕሻግን ፕሮግራም ውህደት ስራሕ፣
ምርካብ ሞያዊ ኮርሳት ፈረንሳ፡ ዲጂታላዊ፡ CACES 1B-3-5፡ 3 ሰሙን ናይ ስራሕ ምምዳብ፡ ከምኡ’ውን ክኸውን ዝኽእል ናይ ውሱን ግዜ ውዕል
ምኽኣል ሞያዊ ብቕዓትን ናይ ፈረንሳ ኮርሳትን ዘለዎ ናይ ኢንዱስትሪ መስመር መራሒ መኪና ንምዃን ስልጠና ምርካብ
ምርካብ ብቅዓት ናይ ፈረንሳ ኮርሳትን ቴክኒካዊ ክእለትን ሞተር ተሽከርከርቲ ንምዝዋርን ንCACES ንምሕላፍን
ምስታፍ ኣብ ሓደ ናይ ምውህሃድ ኩባንያ ናይ ውሱን ግዜ ውዕል ምስ ኣገባባት፣ ሎጂስቲክስ፣ ዲጂታላዊ፣ ዳግመ-ምጥቃም ጽላት ሓገዝ
ንምርካብ ቀዋሚ ውዕሊ ስራሕን ውልቀ ድጋፍን፣ ፅገና፣ ፅሬት፣ ምፍላይ ዓለባ፣ ባዮ-ጎሓፍ፣ ተኽሊ
ምርካብ ስራሕ ዕዳጋ ጀርዲነር፣ ትእዛዝ ምልቃም ብቐዋሚ ውዕል ኣብ ሓደ ወርክሾፕን ውህደት ፕሮጀክትን፣ ደገፍ
ምርካብ ናይ 6 ወርሒ ትምህርቲ ፈረንሳ ድሕሪ ቀትሪ ስነ-ቓላት ናይ ስራሕ ትእዛዝ መምረጺ ተመሃሩ
ምእንቲ ዝኽፈል ስልጠና፡ ሞያዊ ዲፕሎማ፡ ኮርሳት ፈረንሳ፡ ምምሕዳራዊ ደገፍን መንበሪን
ኣብ ጽገናዊ እከኤክትሮኒካዊ ምመሳርሒታት፣ መሸጣን ምቕራብን መሳርሒታት ገዛ ስራሕ ተማሃሩ
ምእንቲ ኣብ ንሞያዊ ዓለም ብዝበለጸ ንክትፈልጡ ፣ ኣብ ንግዲ ክእለትካ ንምዕባይ ዝሕግዙ ሜላታት ንኽትመሃሩ ዝዓለመ መደብ እዩ።
ኣብ ሓደ ዓቢ ትካል ንዝተረጋገጸ ስራሕ ልምምድን ስልጠና እናተኸፈልኩ ንምውሳድ
ኣብ ኩሉ ዓውድታት ናይ ስራሕ ስልጠናን ቀዋሚ ስራሕን ኣብ ምርካብ ዝግበር ደገፍ ንምህላው የኽእል።
ንምርካብ ናይ ስራሕ-መጽናዕቲ ኮርሳት፡ ዝኽፈልን ኣብ ዙርያ እንዳስትርያዊ ስርሓት
ምጥላብ ኣብ ፈረንሳ ትምህርትቲ ዳግማይ ክትጅምር ወይ ስራሕ ንምርካብ ናይ ወጻኢ ዲፕሎማ ኣፍልጦ ክወሃበካ ግበር ENIC-NARIC ።
ብኸመይ ከ ስልጠና ሕሳብ ንከፍት (CPF) ከም እትኣቱ ፍለጥን ንስልጠን ክትምዝገብን ትኽእል።
ምኽኣል ከም ልምምድ (FFI) እናተዋሳእካ ናይ ተማሃራይ ደረጃ ምህላው ኣብ ሆስፒታል ክትሰርሕን ክፍሊት ክትረክብን የኽእኩም።
ብነጻን እናተኸፈለኩም እትስልጥንሉ ሞያ ህንጻ ከምኒ (ፕላምበር/መሃንድስ ናይ መውዓዪ ቤት፣ ኤሌክትሪሻንን) ዘጠቓለለ እዩ።
ብሳላ ፖለምፕልዋ፣ ,ኣብ ኦን ላይን ናይ ዲጂታል ትምህርቲ ብናጻ ንኽትመሃሩ ምእንቲ ክትክእሉ
ምርካብ ናይ ስራሕ-መጽናዕቲ ሞያዊ ስልጠና ንCAP ንምድላው ኣብ ኣሰላፊ መግቢ፡ ጸጉሪ ርእሲ፡ ዳቦ ሰራሕ፡ መካኒክ ወዘተ።
ምስ OpenClassrooms, ኣብ ስራሕ ዓለም ንምስታፍ ዝጠቕመኩም ስራሕ ቅልጡፍ ንምርካብ ደኽእለኩም 100% ኣብ ኦንላይን ዝኾነ ትምህርቲ ንምርካብ ይሕግዝ,
ምስልጣን ኣዋርሕን ፈረቃን ዝጸንሕ ዝወሃብ ስልጠና ግዜ 6 ናይ ስራሕ ፣ ምኽሻን ስልጠና ንምርካብ ዘኽእል ሰልጠና