Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ንምህላው ብቁዕነት ኢንዱስትሪያዊ ዓውደ-ስርሓት

ምስ ምስ 21 (GEIQ INDUSTRIE 21)፣

ኣዳላዊ GEIQ INDUSTRIE 21 ኣቐድዲሙ ዝነበረ рік тому

እቲ ብ Geiq ናይ ኣስራሕቲ ጉጅለ ንውህደትን ብቕዓትን ኮይኑ ። ብኣባላቱ ብ ትካላት ዝመሓደር ማሕበር ኮይኑ፡ ኣብ ሞያታት ኢንዱስትሪ ናይ ስራሕ-መጽናዕቲ መደብ ከቕርበልኩም ይኽእል።

ንምንታይከ የዘገድስ?

Les Geiq ጌይክ ኣብ ትካሉ ብቐጥታ ሕጹያት ይቖጽር፡ ድሕሪኡ ድማ ንኣባላት ኩባንያታት ከም ዝቐርቡ ይገብር።

ክልሰ-ሓሳባዊ ትምህርቲ ንምህላውይኽእል ፣ ግን ከኣ ጭቡጥ ናይ ስራሕ ኩነታት እውን ክህልወኩም ይግባእ ።

እቶም ሰራሕተኛታት ፣ ኣብ መርስሕ ናይ ግዜን ተመክሮን ይስልጥኑን ኣብ ቀዋሚ ውዕል ዘለዎ ስራሕ ይቁጸሩን።

ምእንቲ ናይ ሞያ ርኽበታት ክትገብር ዕድል ከተስፍሑ።

ከመይ ንገብሮ?

13 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • a mugnierምምሕዳር
  • andressa bittencourtምምሕዳር
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • omar kokachተርጓሚ/ሚት
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • abrhamተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • oleተርጓሚ/ሚት
  • geiq industrie 21ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት

Liens utiles