Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምርካብ ኣብ ግረኖብል ኣብ ሎጂስቲክስ ልምምድ ስራሕ

ምስ ምስ Pré-formation Objectif Emploi Employé Logistique

ኣዳላዊ Weavers France ኣቐድዲሙ ዝነበረ 7 місяців тому

ኣብ ሎጂስቲክስ ፕላትፎርም ስራሕ ንምርካብ ዝዓለመ ናይ 15 ሰሙን መደብ ምስ፤

  • ፕሮፌሽናል ናይ ፈረንሳ ኮርሳት
  • ምኽኣል ዲጂታላዊ ርኽበት
  • ምታፍ ኣብ ናጽነት ሰብኣውን ሞያውን ባህርያት ንምምዕባል ዝሕግዙ ን
  • CACES 1B, 3, 5 ምሕላፍ (ማሽነሪታት ብውሑስ መንገዲ ንምዝዋር ናይ ብቕዓት ምስክር ወረቐት)
  • ኣብ ሓደ ትካል ናይ 3 ሰሙን ልምምድ ምግባር።

ንምንታይከ የዘገድስ?

  • ናይ ቋንቋ ምዝራብን ጽሑፍን ፈረንሳ: ቴክኒካዊ ቃላት: ኣብ ስራሕ ርክብ ወዘተ ።
  • ኣብ ስራሕ ዲጂታላዊ መሳርሒታት ብከመይ ከም እትጥቀም ፍለጥ።

  • ምእንቲ ውልቃውን ሞያውን ባህርያትካ ኣማዕብል
  • ኣብ ስራሕ ቅኑዕ ኣተሓሳስባ ንምክዕባት።

  • ብዛዕባ እቲ ትካል ዘለካ ኣፍልጦ ኣማዕብል: መምርሒታት ምኽባር:ተግባራት ጽሬትን ድሕነትን ወዘተ።
  • ምኽኣል ኣብ ስራሕ ናጻ ምዃን ።

ከመይ ንገብሮ?

  • ነዚ ናይ ኦንላይን en ligneቅጥዒ ተጠቒምኩም ተመዝገቡ።
  • ከምኡውን ነቲ ስልጠና ክትገብሮ ትኽእል እንተኾንካ ብተሌፎን መርምር
  • ናይ ጉጅለ ሓበሬታ ኣኼባታት ኣብ ግረኖብል ማፍ ትኽእሉ
  • ፈረንሳዊ ናይ ምምዳብ ፈተና
  • ምባር ድርኺት ንምርግጋጽ ውልቃዊ ቃለ መሕትት።

11 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • xavidumምምሕዳር
  • géraldineኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • killian douchetተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • nouተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት

Liens utiles