ምስ Chantier d'insertion Alternatri 49 - ምስራሕ ኣብ ጽላት ዳግመ-ምጥቃም ፣ናይ ዝተፈላለዩ ንብረታት - Réfugiés.info

Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምስራሕ ኣብ ጽላት ዳግመ-ምጥቃም ፣ናይ ዝተፈላለዩ ንብረታት

ምስ ምስ Chantier d'insertion Alternatri 49

ኣዳላዊ Alternatri 49 ኣቐድዲሙ ዝነበረ рік тому

ምውሃድ ኣብ ፕሮጀክት ውህደት ስራሕ ምስ፤

  • ምፍራም ናይ ክፍለ ግዜ ናይ ስራሕ
  • ምድጋፍ ንምምሕዳራዊ ኣገባባትን ሞያዊ ፕሮጀክትታትን ዝግበር

ምስራሕ እዚ ንብዙሕ ክእለት ዘለዎም ናይ ሰራሕተኛታት ስራሕ እዩ፤

  • ምእካብ ዳግማይ ክጥቀሙሉ ዝኽእሉ ንብረታት (ወረቐት፣ ካርቶን፣ ፕላስቲክ፣ ፓለታት...)
  • ምዕሻግ ነቲ ንብረት ምድላውን
ምፍላጡ ዘገድስ
- ምህላው መምርሒ ስራሕ፣ ሕግታት ድሕንነት ንምርዳእን ንምርድዳእን እንተወሓደ ብቋንቋ ፈረንሳ A1 ደረጃ
- ምህላው ቀለልቲ ተሽከርከርቲ ንምዝዋር ንኽኽእሉ ምድብ B ፍቓድ ምዝዋር መኪና

ንምንታይከ የዘገድስ?

  • ምህላው ተሓዳሲ ናይ ውሱን ግዜ ውህደት ውዕል (CDDI) ዘለዎ ።
  • ምህላው ኣብ ሰሙን 24 ሰዓታት ስራሕ
  • ምህላው እንተወሓደ ማዕረ እቲ ናይ ሰዓት ዝተሓተ ።

  • ምኽኣል ዳግማይ ክጥቀሙ ዝኽእሉ ንብረታት ናይ ምእካብን ምፍላይን ክእለት
  • ርኽብ ኮዳትን ልምድታትን ስራሕ
  • ምፍላጥ ሞያዊ መሳርሕታትን ፍርያትን ከመይ ጌርካ ከም እትጥቀመሉ
  • ምስራሕ ከም ጋንታ ኮይኖም

  • ምምሕዳራዊ ኣገባባት ንምምላእ ዝሕግዝ ሓገዝን መብርሂታትን፡ ሰነዳት ምልኣኽ፡ ቅጥዒ ምምላእ...
  • ምርካብ ሓገዝ ናይ ፈረንሳ ኮርሳት ንምርካብ

ከመይ ንገብሮ?

1. ምርኻብ ኣማኻሪ ፈረንሳ ትራቫይልኩም መመልከቲኹም ናብ Alternatri 49 ይልእኽ።

2. እንተደኣ መመልከቲ ተቐባልነት እንተረኺቡ፡ ናይ ስራሕ ቃለ መሕትት ዕድመ treKbu

ተወሳኺ ሓበሬታ sur le site d'Alternatri 49 ici.

Passer la carte

Lieu d'accueil

Chargement de la carte...

10 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • claudia mምምሕዳር
  • charifeh aldabaghተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • gitoroተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት

Liens utiles