ምስ Parcours "préparateur de commandes" - ምምሃር ን ኣብ ዓውዲ ሎጂስቲክስ ዝኸውን ቋንቋ ፈረንሳ - Réfugiés.info

Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምምሃር ን ኣብ ዓውዲ ሎጂስቲክስ ዝኸውን ቋንቋ ፈረንሳ

ምስ ምስ Parcours "préparateur de commandes"

ኣዳላዊ L'île aux langues ኣቐድዲሙ ዝነበረ 23 дні тому

ናይ 6 ወርሒ ናይ ፈረንሳ ኮርስ ኣብ ዓውዲ ሎጂስቲክስ ን፤

  • ስነ-ቓላት ናይቲ “ትእዛዝ ምልቃም”"préparateur de commandes" ዝብል ሞያ ተማሃሩ
  • ብናጻ ርክብ ክገብር ምእንቲ ክትክእሉ
  • ኣብዚ ዓውዲ ዝርከባ ትካላት ንግዲ ብኸመይ ከም ዝሰርሑ ምርዳእ።
  • ን (DCL) ብፕሮፌሽናል ፈረንሳ ብደረጃ መእተዊ (ደረጃታት A1–A2) የዳሉን ይክወስዱ ምኽኣል ።

ድሕሪ እቲ ስልጠና ኣብ ፈረንሳ ምስራሕ ተመኩሮ ንምርካብ ኣብ ሓደ ትካል ንሓደ ሰሙን ክትጸንሕ ትኽእሉ ኢኹም።እቲ ስልጠና ካብ ሰኑይ ክሳብ ዓርቢ፡ ድሕሪ ቀትሪ ይካየድ።

ነዚ ስልጠና ንምዝዛም ግድን ክፍጸም ዘለዎ፤
- ናይ ኣፋውን ጽሑፋውን ናይ ፈረንሳ ደረጃ A1 ዘለካኩም፣ ኣብ መበቆል ሃገርካኩም ድማ ናብ ቤት ትምህርቲ ትወስዱ
- ትእዛዝ መምረጺ ናይ ምዃን ሞያዊ ፕሮጀክት ዘለዎ።

ንምንታይከ የዘገድስ?

  • ምኽኣል ኣብ ምንባብን ምጽሓፍን ምዕባለ
  • ምፍላጥ ናይ ሎጂስቲክስ ቃላት ምፍላጥ
  • መምርሒታት ተረድኡ፣ ሕቶታት ሕተቱ።

  • ምርዳእ ናይ ሓደ ትእዛዝ መምረጺ ተልእኾታት
  • ምግባር ርክብ ምስ ዓማዊል፣ ኣካየድቲ፣ መሳርሕቲ፣ ኣቕረብቲ

  • ትእዛዝ ንምድላው ዝሕግዝ ሃርድዌርን ሶፍትዌርን እዩ።
  • ኮምፒዩተር...

ከመይ ንገብሮ?

  • ብ ቴለፎንና : 09 84 10 60 66
  • ብ ኢመይልና :il : contact@lial.fr
ኣዝዩ ዘገድስ ሓበሬታ ኣብ መስከረም 2026 ዝርከቡ ቦታታትን ምዝገባን።
Passer la carte

Lieu d'accueil

  • 19 Rue Emile Duployé, 75018 Paris, France
Chargement de la carte...

13 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • juliepምምሕዳር
  • xavidumምምሕዳር
  • claudia mምምሕዳር
  • lialኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • ghannam laspresesተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • hendተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት

Liens utiles