ፋይል ናይ ሓበሬታ ርኸቡ
ካብ መንጎ 1093 ፋይላት ናይ ምሕዳራትን ኣከባብያውያን ኣገልግሎት ዝሕብሩ ርኸቡ
ውጽኢት ምድላይ
ምምዝጋብ ኣብ France Travail ፍራንስ ትራቨይ Pôle Emploi
ምርካብ ህዝባዊ ኣግልግሎት ዝህብ ትካል ኮይኑ፣ ስራሕ ንምርካብ ወይ ሓገዝ ናይ ስልጠና ምወላ ንምርካብን ካልእ ኣገልህሎታትን (chômage) ዝኣመሰሉ ነገራት ርኸቡ

ምርካብ ስራሕ ወይ ስልጠና ብመገዲ France Travail
ምርካብ ስራሕ ወይ ስልጠና ሳላ France Travailናይ ቀደም (Pôle emploi). ስልጠና ወይ ንዓኻ ዝምጥን ስራሕ ርኸብ።

ምፍላጥ ንመሰል ስራሕ ምግንዛብን
ምህላው ውዕል ስራሕ ዝምልከት ሓበሬታ ምርካብ ፈረንሳ መሰረታዊ መሰል ናይ ስራሕ ምፍላጥን ምርዳእን
ኣብ ቤት መግቢ ምግቢ ፣ ምኽሻን
መግቢኹምን ባህልኹምን ኣካፍሉ፣ ኣብ ኢንዱስትሪ ቤት መግቢ ስራሕ ድለዩን ምስ ሰባት ርኸቡን።

ምርኻብ ካብ ዞባታት ንስራሕን ገዛንን ዘሎ ዕድል ንምርኣይ
ሓደ ስራሕን ገዛን ኣብ ኩሉ ቦታታት፣ ብሳላ ሞቢሊተ ጆግራፊ ዝበሃል መደብ

ትሩቨ ኣ ኣምፕልዋ\ ስራሕ ንምርካብ
ንስዴተኛታት መጀመርያ ዝመጹ\ጻ ኣብ ስራሕ ንምእታው ከምኡ`ውን ኣብ ሓፈሻዊ ናብራ ናይ ቁጠባ፤፣

ንምህላው ብቁዕነት ኢንዱስትሪያዊ ዓውደ-ስርሓት
ንምርካብ ናይ ስራሕ-መጽናዕቲ ኮርሳት፡ ዝኽፈልን ኣብ ዙርያ እንዳስትርያዊ ስርሓት

ምርክባ ሓገዝ ን ምምሕዳራዊ ሓገዝን ካልእን
ምርካብ ደገፍ ን ካብ 16 ክሳብ 25 ዓመት ዝዕድሚኦም መንእሰያት ስራሕ፣ መንበሪ ገዛ ንኽረኽቡ ምእንቲ...

ምስራሕ ምስ ንሓረስቶት
ግዜ ኣብ ዘለኩም እዋን ፣ ሓደ ደስ ዝብለኩም ነጥቢ ናይ ስራሕ ምርካብ ምስ ሞያኹም ዝዛመድ ፣

ምትግባር ውልቃዊ መደብኩም ኣብ Seine-Saint-Denis
ሓደ ፣ ናይ ኣሳላይነት መደብ ፣ ሓደ ስልተና ወይ ናይ ስራሕ ስልተና ኣብ Seine-Saint-Denis.፣ ኣብ ሰይን ደኒ
ኣብ ስራሕ ሕርሻ ንምውፋር
ኣብ lagriculture-recrute.org ኣብ ሕርሻ ንምስራሕ ኣብ እዚ ዝተጠቕሰ ወብሳይት ብምኻድ ክትምዝገቡ ትኽእሉ ኢኹም

ምድላው ፣ ምስልጣንን ንስራሕ ኣብ ሆስፒታል ኣብ ኤለትሪክ
ከምኡ እውን ናይ 6 ሰሙን ንሞያዊ ፕሮጀክት ንምድላው ዝሕግዝ ስልጠና ንምርካብ ከምኡ ውን ኣብ ምምሕያሽ ቋንቋ ፈረንሳ ዓቢ ዝላ ንምግባርን ትኽእሉ

ንምስራሕ ኣብ ስነ-ጥበባዊ ስርሓት ንምስራሕ ስልጠና ርኸቡ
ኣብ ፈረንሳ ኣብ ስልማት ፡ ስፌት ወይ ጥልፊ ስራሕ ንምቕጻል ክእለትካ ኣበራብሩ ምእንቲ ን ስራሕ ኣብ ዘውህበኩም ምእንቲ ክኸውን

ምርካብ ስራሕን መንበሪን ገዛን ኣብ le Puy-de-Dôme
ንምርካብ ሓፈሻዊ ሓገዝ ናይ ፡ ሓባራዊ መሰላት፡ ምምሕዳራዊ፡ ኣባይትን ስራሕን...ወዘተ ንምርካብ ክትክእሉ

ቋንቋን ባህልን፣ ናይ ዓድኹም ንካልኦት ንሰባት ምልላይ፣
ናይ መበቆል ዓድኹም ፣ ቋንቋን ባህልን ንምልላይ ፣ ምስ ኮዘን ሓድሽ ዝምድና ንምምዕባል ምስ Causons ብምትሕብባር ስርሑ

ምድጋፍ ኣብ ሞያዊ ፕሮጀክት ይሃልኹም
ንዓኻ ዝምጥን ስራሕ ንምርካብ፡ ንምልምማድ፡ ስራሕ ንምርካብ ዝሕግዝ መደብ...ወአዘተ

ምርካብ ስራሕን መንበሪን ገዛን ኣብ Ille-et-Vilaine
ንምርካብ ሓፈሻዊ ሓገዝ ናይ ፡ ሓባራዊ መሰላት፡ ምምሕዳራዊ፡ ኣባይትን ስራሕን...ወዘተ ንምርካብ ክትክእሉ

ስራሕ ወይ ስልጠና ንምርካብ ዘኽእል ደገፍወይ ሓገዝ ውሰዱ
ብከመይ እገባብ ስልጠና ወይውን ስራሕ ፡ ምርካብ ከም ዝከኣልን፣ ከምኡ ውን ምስ ወሃብቲ ስራሕ ትካላት ከም ኣትራኸቡን ይሕብር

ምርካብ ስራሕን መንበሪን ገዛ ዝግበር ደገፍ ንምርካብ
በዚ መድደብ ዩክሬናውያን ተጠቀምቲ ግዝያዊ ሓለዋ ርጉእ ስራሕን መንበሪ ኣባይትን ንምርካብ ዝግበር ደገፍ

ምስታፍ ምስ ዝተፈላለዩ ሰብ ሞያ ስፖርት ኣብ ሓደ ኣብ መዓልቲ ስፖርት
እዚ ኣብ ሓደ ስታድዩም ኣብ ዝካየድ ናይ ምልመላ መዓልቲ ብምስታፍ ስራሕ ርኸብ

ሞያዊ ፕሮጀክትኹም ደገፍ ንምርካብ ከኣሉ
ምሉእ ብምሉእ ውልቃዊ ኮርስ ንመንእሰያት (ካብ 16 ክሳብ 25 ዓመት)

ምርካብ ስራሕን መንበሪን ገዛን ኣብ l'Yonne ልዮነ ዝበሃል ቦታ
ንምርካብ ሓፈሻዊ ሓገዝ ናይ ፡ ሓባራዊ መሰላት፡ ምምሕዳራዊ፡ ኣባይትን ስራሕን...ወዘተ ንምርካብ ክትክእሉ

ምስራሕ ኣብ ምህናጽ ህንጻ ንምስታፍ ምእንቲ ክትክእሉ
ምርካብ ንሳላ እዚ መደብ እዚ ስራሕ ናይ ህንጻ ኣብ des Restos du cœur 21 ብምትካብ ተቖጸሩ

ደገፍ ንሞያዊን ንውልቃውን ፕሮጀክት ምርካብ
ደገፍ ንሞያዊን ንውልቃውን ፕሮጀክት ምርካብ ኣብ ኣገባባት፡ ኦሬንቴሽን፡ ስልጠና፡ ስራሕ፡ ዜግነት፡ ጥዕና፡ መንበሪ ኣባይቲ፡ ምንቅስቓስ...

ምስራሕ ኣብ ኣብ ዓውዲ ሕርሻ
ምርካብ 2 ባህልታት Terre 2 Cultures፣ ኣብ ሕርሻ ንኽሳተፉ ስደተኛታት፣ የተባብዕ ።

ምስታፍ ኣብ ሞያ ስራሕ ምሻጥ ኣሕምልቲ
ምርካብ እዚ ስራሕ እዚ ፣ከም ሰራሕተኛታት ዘቑጽረኩም፣ ኩሉ ሞያ ኣብ ክሊ ምሻጥ ኣሕምቲ ዘሎ ሞያ ዘፍልጠኩምን እዩ

ኣብ ናይ ስራሕ ዘቑጽር ስልጠና ምስታፍ
ኣብ ሞያ ዘትሕዝ ፣ እናተኸፈልካ ዝስልጠኖ ስርሓት ንምስታፍ ተመዝገቡ ዘኽእል ሞያዊ ንትፈት

ምርካብ ደገፍ ብሕታዊ ደገፍ
ኣብ ካብ 16 ክሳብ 25 ዓመት ዝዕድሚኦም መንእሰያት ኣብ ስራሕ ምድላይ፡ ስልጠናን መዓልታዊ ህይወቶምን ዝግበር ደገፍ

ምርካብ ቅልጡፍ ስራሕ ኣብ ሞያ ክንክን ቆልዑ
ንምርካብ ስልተና ግብራዊ መምርሒ ስራሕን ኣፍልጦ ተመኩሮ ኣብ ሞያታት ቅድመ ቁልዕነትን።
ምርካብ ስራሕን መንበሪን ገዛን ኣብ Paris
ንምርካብ ሓፈሻዊ ሓገዝ ናይ ፡ ሓባራዊ መሰላት፡ ምምሕዳራዊ፡ ኣባይትን ስራሕን...ወዘተ ንምርካብ ክትክእሉ

ኣብ "ናይ ሕትመት ወይ ጽሑፋት " ንንምሻጥ ብውልቅኻ ምስታፍ
ኣብ ኣከባቢኹም ዝርከብ ፣ መሸጣ ናይ መጋዚናትወይ ጽሑፋት ኣናሸጥኩም ተወሳኺ ኣታዊ ንምክዕባት ይከኣል እዩ።

ስራሕ ንምርካብ
Proactive RH ሓደ ናይ ስራሕ ወኪል ኮይኑ፣ ኣብ ኡ ሓደ ስራሕ ን ብመልክዕ ኩንትራት ፣ ናይ ግዝያዊ ወይ CDDወይ ቀዋሚ CDI ንምርካብ ትኽእሉ

ምህናጽ ውልቃውን ሞያውን ንምግባር ደገፍ ምርካብ
ንካብ 16 ክሳብ 25 ዓመት ዝዕድሚኦም መንእሰያት ብሕታዊ ደገፍ ምርካብ ዝዓለመ ኣገልግሎት

ኣብ ዓውዲ ኤለክትሮኒካዊ ኣቑሑት ምርካብ፣
ኦንቪ (ENVIE) ናይ ምጽጋን: ምእካብን: ምምስራሕን: ምዕራይን ካብ ጠቕሚ ወጻእ ዝኾኑ ኤለክርቶኒካዊ ኣቑሑት ኣተኲሩ ዝሰርሕ ትካል እዩ።

ምህላው ደገፍ ኣብ ሞያውን ውልቃውን ፕሮጀክት
ምእንቲ ሞያዊ ፕሮጀክትካ ንምግላጽ ደገፍ ረኸብ፣ ናጻ ንምዃን ገንዘባዊ ሓገዝ ክትረክብን ምኽኣል።

ኣብ ሞያን ስራሕን ውህደት ደገፍ ንምርካብ ምስ እትደልዩ
ርጉእ መንበሪን ስራሕ ወይ ስልጠና ኣብ ዲጆን ንምርካብ ውልቃዊ ደገፍ

ምርካብ ስራሕን መንበሪን ገዛን ኣብ les Alpes-Maritimes
ንምርካብ ሓፈሻዊ ሓገዝ ናይ ፡ ሓባራዊ መሰላት፡ ምምሕዳራዊ፡ ኣባይትን ስራሕን...ወዘተ ንምርካብ ክትክእሉ

ምርካብ ስራሕን መንበሪን ገዛን ኣብ le Loiret
ንምርካብ ሓፈሻዊ ሓገዝ ናይ ፡ ሓባራዊ መሰላት፡ ምምሕዳራዊ፡ ኣባይትን ስራሕን...ወዘተ ንምርካብ ክትክእሉ

ምጥራይ መሰረታዊ ብቕዓት ንምግባር
ምልከት ናይ መሰረታዊ ብቕዓት ፍልጠትን ምህላው፣ ኣብ ስራሕ ዓለም ሓደ ካብ ኣገደስቲ ጉዳያት እዩ።

ሓደ ስልጠና ብዛዕባ ነቢት ወይ ወይኒ vin ንምርካብ
ኣሰራርሓን መስርሕን ብዛዕባ vigne ከምኡ ውን vin እብ ቦርጎኝ Bourgogne, ከምኡ ውን ኣብኡ ስራሕ ንምርካብን ።

እዚ ፋይል'ዚ እውን የገድሰኩም ይኸውን'ዩ
ምስራሕ ከም ሓኪም፡ ሓኪም ስኒ፡ ፋርማሲስትን መሕረስቲን ብምዃን
ምእንቲ ሓኪም ስኒ፡ ፋርማሲስትን መሕረስቲን ብምዃን ኣብ ሃገርኩም ንዘለኩም ዲፕሎም ናይ ሕክምና ፣ ብ ኸመይ ፈረንሳ ከም ዘስርሕኩም ንምፍላጥ ምስ እትደልዩ ።
ስራሕ ወይ ስልጠና ንምርካብ፣
ስራሕ: ስልጠና: ገዛን ንምርካብ: ከምኡ እውን ናብ ሞያኹም ንምምላስን ምስ ሕብረተሰብ ንምውህሃድን 'ሚስዮን ሎካል' ይሕግዝ።
ስራሕ ንምርካብ ዘኽእል ደገፍ ንምርካብ፣
ኣብ ዞባ ኮት ዶር (Côte d'Or) ንዝነብሩ ካብ ዓሰርተ ሽዱሽተ ስጋብ ዕስራን ሓሙሽተን (16-25) ዕድመ ንዘለዎም መንእሰያት፣ ርእሶም ኣብ ምኽኣልን ስራሕ ኣብ ምርካብን ንምኽኣል ዝግበር ናይ ምስናይን ሓገዝን ዝዓለመ መደብ፣

ምትግባር ውልቃዊ መደብ ፣ ገንዘባዊ ሓገዝ ንምርካብ ዘኽእል ፍልጠት
ንምርካብ፣ ውልቃዊ ሓንቲ ትካል ንምፍጣር ፣ ወይ ማኪና ንምዕዳግ ፣ ወይ መምርሒ ፍቃድ ንምርካብ ኮነ ወዘተ ክኸውን ይኽእል
ምምሃር ናይ ቋንቋ ትምህርቲን ሓገዝን ኣሰናይነትን ምርካብ
ምርካብ ደገፍ፣ትምህርቲ ቋንቋ ፈረንሳ ኣብ ስራሕ ዓለምን ኣብ ማሕበራዊ ናብራ ምስ ትካላት ኣብ ምውህሃድ ናይ ሓገዝ ዘቕርቡ እዩ ።

ስራሕን ስልጠናን ንምርካብ ምሕጋዝ
ሓድ አመደብ ናይ 6 ኣዋርሕ ን ምርካብ ዝራሕ ወይ ስልጠና ፣ ምሃብን ኣብ ፈተንሳ ንሓፈሳ ኣብ ዓውደ ስራሕ ዘሎ ባህርያት ከም ዝጽናዕ ምግባርን

ዜግነታዊ ኣገልግሎት ግበር
ካብ 6 ክሳብ 12 ኣዋርሕ ኣብ ሓደ ማሕበር ተፀሚድካ ኔትወርክ ፈጢርካ ንሕብረተሰብ ምሕጋዝ።
