ምስ Destination Emploi - ምርካብ ስራሕ ንምርካብ ዝጠቅም ደገፍ - Réfugiés.info

Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምርካብ ስራሕ ንምርካብ ዝጠቅም ደገፍ

ምስ ምስ Destination Emploi

ኣዳላዊ CREPI Lyon-Rhône ኣቐድዲሙ ዝነበረ 6 місяців тому

ምእንቲ ስራሕ ንምርካብ ዝሕግዘኩም ዝኽእል ካብ 6 ክሳብ 8 ኣዋርሕ ዝጸንሕ መደብ፡ኣብ እዞም ዝስዕቡ ነገራት ዝኸውን ፤

  • ንምስታፍ ኣብ ንኣሽቱ ናይ ዓውደመጽናዕቲ ጉጅለታት
  • ምርካብ ውልቃዊ ደገፍ
  • ምስታፍ ምስትካላት ዝግበር ኣኼባታት
  • ከምኡውን ስፖንሰርሺፕ ብበዓል ሞያ ምርካብ።

ብሳላ እዚ ናይ ጉጅለ ዓውደ መጽናዕቲ ንፍርቂ መዓልቲ ኣብ ሰሙን ን 9 ሰሙን ይውደብ፣ ድሕሪኡ ውልቃዊ ደገፍ ንነፍሲ ወከፍ ሰብ ዝምጥን እውን እዩ።

ምፍላጡ ዘገድስ ኣብቲ መደብ ንምስታፍ ግድን፤
- እንተወሓደ ደረጃ ፈረንሳ A2 (ዲፕሎማ ወይ ወግዓዊ ፈተና፣ ምስክር ወረቐት ካብ OFII ወይ ማሕበር) ክህልዎም
- ትሕቲ 25 ዓመት እንተኾይንኩም ኣብ ፈረንሳ ትራቫይል ወይ ኣብ ሚሽን ሎካል Mission Locale ምዝጉባት ምዃን
- ምህላው ሞያዊ ፕሮጀክት (ስራሕ ወይ ስልጠና) ።

ንምንታይከ የዘገድስ?

  • ምርክባ ሓገዝ ሲቪኹም CV ኣብ ምፍጣር
  • ምድላው ንናይ ስራሕ ቃለ መሕትት ዝኽውን
  • ምርካብ መብርሂታት ብዛዕባ ሞያዊ ህይወት ፈረንሳ (ውዕል ስራሕ፡ ባህርያት ስራሕ፡ መሰል ሰራሕተኛን ኣስራርሓን ...)።

  • ምስታፍ ምስ ናይ ከባቢ ኣስራሕትን ካብ ዝተፈላለዩ ጽላታት ዝመጹ ግዝያዊ ናይ ስራሕ ዝጝግዙ ትካላትን ኣኼባታት
  • ምብጻሕ ናይ ስራሕ ልምምድን ናይ ኩባንያ ምብጻሕን።

  • ምርካብ ምኽርታት ምስ ክእለትካ ዝሰማማዕ ርጉእ ስራሕ ንምርካብ ዝሕግዙ
  • ከምኡውን ናይ ጉጅለን ውልቃውን ደገፍ
  • ምርካብ ካልእ ጸገማት እንተሃልዩኩም ሓገዝን ምኽርን።

ከመይ ንገብሮ?

ንዝያዳ ሓበሬታ ወይ ቆጸራ ንምሓዝ፡ ምስ እትደልዩ ናብ ን CREPI (Club Régional d'Entreprises Partenaires de l'Insertion) Lyon-Rhône ብስልኪ ቁጽርና 06 49 70 17 86 ክትረኽቡና ይከኣል እዩ።

Passer la carte

Lieu d'accueil

  • 3, Rue Hrant Dink, Lyon 2e Arrondissement
  • 06 49 70 17 86
Chargement de la carte...

12 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • claudia mምምሕዳር
  • ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • mariamተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • gitoroተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • Aliceተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት

Liens utiles