ምስ Vers et pour l’emploi - ንምርኣይ ምዕባሌ ፈረንሳ ቋንቋ ብቅዓትኩም ፣ ንሞያዊ ውህደት ክትዳለዉን ብፍላይ ን ኣብ ላቨል እትነበሩ - Réfugiés.info

Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ንምርኣይ ምዕባሌ ፈረንሳ ቋንቋ ብቅዓትኩም ፣ ንሞያዊ ውህደት ክትዳለዉን ብፍላይ ን ኣብ ላቨል እትነበሩ

ምስ ምስ Vers et pour l’emploi

ኣዳላዊ Avenir Formation 53 ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 18 jours

እዚ ን3 ኣዋርሕ ዝጸንሕ መደብ ስልጠና ዝሓቖፈ ን ኣብ እዝስዕብ ተግባራት እዩ፤

  • ፈለማ ናይ ትምህርቲ ፈረንሳ (መዓልታዊን ናይ ስራሕን ቃላት)
  • ከምኡውን ርኽበታት ሞያታትን ኩባንያታትን ምዃኑ’ዩ።
  • ኣብ መወዳእታ ሞያዊ ናይ ስራሕ ልምምድ።

ንምንታይከ የዘገድስ?

  • ምምሃር ሓደስቲ ቃላት
  • ምሕታት ኣብ ጉጅለ ኮይንኩም ከመይ ጌርኩም ከም እትሰርሑ ምፍላጥን ሕቶታት
  • ምዝርራብ ኣብ መዓልታዊ ህይወት ብፈረንሳ ዝሓሸ ምዝርራብ
  • ከምኡውን ኣብ ስራሕ ብፈረንሳ ዝሓሸ ምዝርራብ ክትክእሉ ።

  • ምስትውዐል ኣየኖት ኩባንያታት ኣብ ማየን ከምዘለዋ ምፍላጥ
  • ክምኡውን ኣየኖት ስራሕቲ ይቖጽሩ ከምዘለዉ ምፍላጥ ክትክእሉ

  • ምርካብ ምስ ኣስራሕቲ
  • ምምሃር ሞያ ምርካብ፡ ሓድሽ ክእለት ምራይ.

ከመይ ንገብሮ?

ሓደ በዓል ሞያ (ማሕበራዊ ሰራሕተኛ፡ ኣማኻሪ ፈረንሳ ትራቫይል፡ ወኪል ሚሽን ሎካል ወዘተ) ነቲ ስልጠና ክምዝግበካ ይኽእል።

ምፍላጡ ዘገድስ ቅድሚ ምጅማርና ናይ ሓበሬታ መደብን ናይ ውልቀ ቃለ መሕትትን ኣሎ።
Passer la carte

Lieu d'accueil

Chargement de la carte...

8 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • xavidumምምሕዳር
  • nathalie -af53ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • Aleksandra.tokmakovaተርጓሚ/ሚት
  • Fran-cyተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት

Liens utiles