Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምድላይ ንሞያዊ ውህደትኩም ሓገዝ

ምስ ምስ le Programme Coup de BOOST

ኣዳላዊ Kobudi ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 2 jours

ኣብ ሞያዊ ውህደትኩም ንኽትስጉም ዝሕግዘኩም ናይ 2 ወርሒ ፕሮፌሽናል መንተርሺፕ ፕሮግራም ምስ፤

  • ዕላማኹም ንምዕዋት ዝሕግዘካ ብሕታዊ፡ ሰሙናዊ ደገፍ ምስ ሞያዊ መምህር: ሞያዊ ምዕባለ፡ ስራሕ ምድላይ ወይ ስልጠና...ወዘተ
  • ኣብ መንጎ ባህልታት ኣብ ዝካየዱ ዓውደ መጽናዕትታትን ምስ ምኩራት ሰብ ሞያ ኣብ ዝግበር ኣኼባታትን ናይ ምስታፍ ዕድል።
ምፍላጡ ዘገድስ ሞያዊ ምኽሪ ማለት ምስ ዕዳጋ ስራሕ ፈረንሳ ዝፋለጥ መምህር ዝወሃብ ደገፍ እዩ ። ስራሕ ክትረክብ፡ ስልጠና ክትመርጽን ክእለትካ ብዝበለጸ ከተርኢን ይሕግዙም።

ንምንታይከ የዘገድስ?

  • ኣብ ምሉእ ዓመት ዝግበር ደገፍ (ዝበዝሐ 2 ወርሒ)
  • ከከም ድሌታትኩም ናይ ርሑቕ ወይ ኣብ ቦታ ደገፍ።

  • ምድጋፍ ካብ ምኩራትን ውፉያትን ሰብ ሞያ ውልቃዊ
  • ምምራሕ ክእለትኩም ክህልዉ ዝኽእሉ ናይ ሞያ መንገድታትኩም ንምልላይ ሞያዊ ምምራሕ።

  • ሞያ ኣቀራርባ ዝድለዩ ዓውድታትን
  • ምርካብ ሓገዝ ሞያኻ ንምስጓም፡ ስልጠና ንምርካብ ወይ ስራሕ ንምርካብ
  • ምኽርታት ምስ ኩባንያታት ንምርኻብ ዝሕግዙ ።

ከመይ ንገብሮ?

  1. ምምላእ ነቲ ናይ ኦንላይን መመልከቲ ቅጥዒ ፡ https://forms.gle/zD7CoCGQmoDeU1eQ8
  2. ምክያድ ምስ ሓደ ኣባል ጋንታ ኮቡዲ ቃለ መሕትት ።

ምኽኣል ዝኾነ ሕቶ ምስ ዝህልወኩም ብኢመይል ክትጽሕፉ ኢኹም ፡ bonjour@kobudi.com

7 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • xavidumምምሕዳር
  • kobudiኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • gitoroተርጓሚ/ሚት
  • nikolተርጓሚ/ሚት
  • mbmlተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት

Liens utiles