ምርካብ ትምህርቲ ቋንቋ ፈረንሳ ዘመሓይሽን ስራሕ ንምድላይ ዝሕግዝን
ምስ ምስ Karibu vers l'emploi
ኣዳላዊ FACE Sud Provence ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 13 joursእዚ ስራሕ ንምርካብ ዝሕግዘኩም መደብ ንዓኹም ብዝምጥን መደብ ምስ እብ እዞምዝስዕቡ ነገራት፤
- ፈለማ ምርካብ ፕሮፌሽናል ናይ ፈረንሳ ኮርሳት
- ብምቕጻል ምስ ኩባንያታት ምልውዋጥን ኣኼባታትን ምግባር
- ከምኡውን ምድላው ቃለ መሕትት።
- ብዓቢኡ ኸኣ ምስ መልመልቲ ምትእስሳር ምኽኣል ።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
Lieu d'accueil
93, La Canebière, 13001 Marseille, France
06 37 99 60 96
e.chouvy@fondationface.org
Chargement de la carte...
ፈረንሳይ
ስራሕ
ኣብ ስርሔይ ክሕግዘኒ መታን ቋንቋ ፈረንሳይ እመሃር፣
ስልጠናታት ውሰድ፣
ስራሕ ምርካብ፣
ስራሕ ንምርካብ ሓጋዚ ወይ ዘሰንየካ ምርካብ፣
ምድላው ሲቪ"CV" ውልቃዊ ታሪኽን ናይ ስራሕ ቃለ መሕትት፣
7 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
xavidumምምሕዳር
karibuኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
mbmlተርጓሚ/ሚት
nikolተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
emnተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት