Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምስናይ ስራሕ ንምርካብ ዘኽእል ደገፍ ንምርካብ፣

ምስ ምስ Avec le PACEA

ኣዳላዊ Mission locale rurale des Marches de Bourgogne , Mission Locale des Marches de Bourgogneኣቐድዲሙ ዝነበረ 6 місяців тому

እዚ ብ ላቸ ብምባል ዝፍለጥ PACEA ናይ ሚሽን ሎካል ሞያዊ ውህደት ስርዓት ኮይኑ፡ ምስ ድሌታት ናይቶም ስራሕ ዝደልዩ መንእሰያትማለት (ካብ 16 ክሳብ 25 ዓመት ዝዕድሚኦም) ዕድል ንምሃብ ዝዓለመ መደብ እዩ ።

ንነፍሲ ወከፍ ኣብዚ መደብ እዚ ዝሳተፍ መንእሰይ ሚስዮን ሎካል ንነፍሲ ወከፍ ሰብ ስራሕ ኣብ ምርካብ ብውልቃዊ ዝኾነ ኣገባብን መዳይን ሓገዝን ምስናይን ይገብረሉን፣ ናይ ነፍሲ ወከፍ መንእሰይ ኩነታትን ድልየታትን ተራእዩን ማለት ናይ ገንዘብ ሓገዝ ክሕገዝን ክወሃቦን (497€ እዚ ሓገዝ ክረክብ ዝግበኦ ወይ ዝምልከቶ መንእሰይ ግን ዝኾነ ይኹን ካልእ ሓገዝ ፈጺሙ ምስ ዝኸውን እዩ )።

ኣብቲ ክፍሊ ነዚ ስርዓት ዝጥቀሙ 2 Local Missions ዘልሱ ኣለዋ ኣድራሻ ኣብ (ካርታ ርአዩ)።

ንምንታይከ የዘገድስ?

ምእንቲ ስራሕ ን ኽትረኽቡ ሓደ ናይ ሚስዮን ሎካል ኣባል ድማ ርእስኹም ኣብ ምኽኣልን ስራሕ ኣብ ምርካብን ከሳልየኩምን ክሕግዘኩምን እዩ።

እዚ መደብና ቁጠባዊ ኩነታትኩም ተጸኒዑ ድማ ገንዘባዊ ሓገዝ እትድገፉሉ መንገዲ ኣሎ እዩ።

  • ሞያዊ ፕሮጀክትኹም ኣረጋግጹ

ከመይ ንገብሮ?

በዚ ዝስዕብ ቁጽሪ ስልኪ 03.80.92.36.23 ብምድዋል እውን ናብታ ኣብ ከባቢኹም እትርከብን ኣዝያ ቀረባኹምን ዝኾነት ማእከል ናይ ሚስዮን ሎካል ወይ ቤት ጽሕፈት ቆጸራ ክትገብሩ ከምእትኽእሉ ክንሕብረኩም ባህ ይብለና።

16 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • xavidumምምሕዳር
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • nouተርጓሚ/ሚት
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • utilisateur_61623907ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • mesoተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት
  • claireተርጓሚ/ሚት
  • abrhamተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • anastasiaተርጓሚ/ሚት
  • utilisateur_72712685ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • milo marches bourgogneኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ

Liens utiles