ምስታፍ ኣብ ናንተስ ሲቪክ ኣገልግሎት
ምግባር ኣገልህሎት ተልእኾ ማሕበራዊ ኣገልግሎት ግበር፣ ምስ ካልኦት ሰባት ተራኸብ፣ ቋንቋ ፈረንሳኻ ኣመሓይሽ
République
Française
Réfugiés.info
ሓበሬታ ን ስደተኛታት ኣብ ፈረንሳ
ካብ መንጎ 12 ፋይላት ናይ ምሕዳራትን ኣከባብያውያን ኣገልግሎት ዝሕብሩ ርኸቡ
ምግባር ኣገልህሎት ተልእኾ ማሕበራዊ ኣገልግሎት ግበር፣ ምስ ካልኦት ሰባት ተራኸብ፣ ቋንቋ ፈረንሳኻ ኣመሓይሽ
ዞባዊ ተሳትፎ እንገበርኩም ፈረንሳኹም ኣመሓይሹ፣ ምስ ተዛረብቲ ፈረንሳ ተራኸቡ...ወዘተ
ናይ 8 ወርሒ ሲቪክ ኣገልግሎት ንደቂ 16-25 ዓመት (30 ዓመት ንጉድኣት ኣካል ወይ ስንክልና ንዘለዎም ሰባት ምሕጋዝ)
ምስታፍ ሰቪካዊ ኣገልግሎት ንኢል-ደ-ፍራንስ (ካብ 16 ክሳብ 25 ዓመት) መንእሰያት ስደተኛታት ዝዓለመ
ንደቂ 18-25 ዓመት ዝበጽሕ ናይ ምትሕግጋዝ ተልእኾታት ናይ 8 ወርሒ ተወፋይነት ዝጠልብ ኣገልግሎት።
እዚ መደብ ኣብ ሓደ ማሕበር ወይ ኣብ ሓደ ሕብረተሰብ ተሳተፍ ጠቓሚ ክትከውን
ንገዛኣርእስኻ እናተጠቓምካ ንካልኦት እትሕግዘሉ መገዲ ምርካብን፣ ንእግሪመገዲኻ ድማ ቋንቋ ፈረንሳ እተማዕብለሉ ኣጋጣሚ ምፍጣር
ካብ 6 ክሳብ 12 ኣዋርሕ ኣብ ሓደ ማሕበር ተፀሚድካ ኔትወርክ ፈጢርካ ንሕብረተሰብ ምሕጋዝ።
ምኽኣል እዚ ናይ ኣገልግሎት መደብ እዚ ን ኣብ ክሊ ዕልመ 16 ክሳብ 25 ዘለዉ ጥራይ ዝምልከት እዩ።
ምውህሃድ፣ ን 8 ኣዋርሕ ዝጸንሕ ዝተፈላለዩ ንጥፈታት ዘካትት ዕማም፣ ን እግሪ መገዲ ድማ ኣዕሩኽ ምግባርን እብ ፈረንሳ ብግቡእ ኢንተግረሽን ወይ ውህደት ምፍጣርን
ንስታፍ ኣብ ናይ ኣገልግሎት ን 9 ኣዋስርሕ ብ ወለንታ ኣብ ፈረንሳ ምክያድ ምእንቲ ክትክእሉ
ምርካብ ህዝባዊ ኣግልግሎት ዝህብ ትካል ኮይኑ፣ ስራሕ ንምርካብ ወይ ሓገዝ ናይ ስልጠና ምወላ ንምርካብን ካልእ ኣገልህሎታትን (chômage) ዝኣመሰሉ ነገራት ርኸቡ
ምኽኣል ምስራከ ሓኪም ናይ ስኒ፡ ፋርማሲስትን መሕረስቲን ብምዃን ኣብ ሃገርኩም ንዘለኩም ዲፕሎም ናይ ሕክምና ፣ ብ ኸመይ ፈረንሳ ከም ዘስርሕኩም ንምፍላጥ ዘኽእል ኣፍልጦ ።
ምርካብ ስራሕ ወይ ስልጠና ሳላ France Travailናይ ቀደም (Pôle emploi). ስልጠና ወይ ንዓኻ ዝምጥን ስራሕ ርኸብ።
ምህላው ውዕል ስራሕ ዝምልከት ሓበሬታ ምርካብ ፈረንሳ መሰረታዊ መሰል ናይ ስራሕ ምፍላጥን ምርዳእን
መምህር ናይ ግሊ ቤት ትምህርቲ ኣብ ናይ ብሕቲ መባእታን ካልኣይን ደረጃ ትምህርቲ ኴንኩም ክትሰርሑ ምኽኣል
ምስራሕ ከም መምህር ምዃን መምህር ኣብ ፈረንሳ ከም መምህር ንምስራሕ ዝተፈላለዩ ኣማራጺታት ርኸቡ።
ምኽኣል ኣብ መባእታን ካልኣይን ደረጃ ህዝባዊ ትምህርቲ ብውዕሊ መምህር ምዃን