ኣብ Centre-Val de Loire ሲቪካዊ ኣገልግሎት ምፍጻም
ምስ ምስ Volont'R
ኣዳላዊ UFCV CENTRE- VAL DE LOIRE ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 3 ansስደተኛታት ስደተኛታት ኣብ ዝተፈላለየ ዓውድታት (ምትሕግጋዝ፡ ባህሊ፡ ከባቢ፡ ትምህርቲ፡ ዝኽሪ፡ ስፖርት ወዘተ) ሓፈሻዊ ረብሓ ዘለዎም ተልእኾታት ሲቪክ ኣገልግሎት ን ኽሳተፉ ይገብር ።
ኣብዚ መደብ ዝሳተፉ እቶም ንደቂ 16-25 ዓመት ክፉታት እዮም ፣ ወይ ድማ እቲ ሰብ ስንክልና እንተሃልይዎ ንዕድመ 30 ዓመት እውን ይኽእል።
እቶም ተልእኾታት እናተኸፈልኩምሎም። ካብ 6 ክሳብ 12 ኣዋርሕ ይጸንሑ ፣ ኣብ ሰሙን ካብ 24 ክሳብ 35 ሰዓታት ዝወስድ ተግባራት ዝተዳለዉ እውን እዮም።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
Lieu d'accueil
Chargement de la carte...
13 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
Aceምምሕዳር
xavidumምምሕዳር
ufcv cvlኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
mariamተርጓሚ/ሚት
rzgar-bapiriተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
anastasiia12345ተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት