ኣገደቲ ሓበሬታ
ምስ ኮፕ ኣር ኡኒ ሲትይ Coop'R Unis-Cité
ናብ ኩሉ ተሳተፍቲ ዝዓለመ
ዋጋ
ምሕጽንታኹም በጺሕና ኣሎ
ኣበይ ?
ኣብ ቦኽዶ à Bordeaux ሓደ ሲቪላዊ ንጥፈታት ምክያድ
እንታዩ’ዩ ?
Coop'R ምስ Unis-Cité. ብምትሕብባር ዘዳልዎ መደብ ናኮኡኑ
ን 8 ኣዋርሕ ዝጸንሕ ፣ ናይ ብሓቂ ኣብፈረንሳ ንምውህሃድ ዝሰላሰል ንጥፈት ኣገልግሎት እዩ።
እቲ መደብ ካብ ፈለማ ወርሒ ጥቕምቲ ክሳብ ሰነ ን (26 ሰዓታት ኣብ ሰሙን ዝወሃብ እዩ).
ንምንታይከ የዘገድስ?
እዚ ናይ ሲቪል ኣገልግሎት እዚ፣ ቋንቋ ንምምዕባል ብቕዓትኩም m ኣብ ብፍላይ ኣብ ቋንቋ ፈረንሳ ዝሕግዝ ኮይኑ ፣ ደስ ዘብል እውን እዩ።
ዝጠቕም ኣገልግሎት ንምሃብ ብኸምዚ ድማ ንዓኹም እውን ሓድሽ ነገር ተጥርዩ
እዚ ናይ ሲቪል ኣገልግሎት ሰርቪስ ፣ ን መጻኢኹም ም ድላውን ዝሕግዝን ውልቃዊ መደባት ናይ መጻኢ ህይወትኩምን ዘማእዝን እዩ
ብ ሳላ እዚ መደብ፣ናይ ሲቪል ሰርቪስ 580ን ወርሒ እናተኸፍልኩም ከተገልግሉ ትኽልሉ ኢኹም .
ኣብ ሓደ ጋንታ 20 ዝኾኑ መናእሰያት 20 jዝኾኑ ሕውስዋስ ማለት ፈረንሳውያንን ስደተኛታታ ዘራኽብ dምስ መሳትኹም ዘላሊ መደብ እውን እዩ
ከመይ ንገብሮ?
ን 8 ኣዋርሕ ዝጸንሕ ናይ ኣገልግሎት መደብ ፣ ካብ ጥዕምቲ ክሳብ ክሳብ ሰነ ዝጸንሕ ን 26 ሰዓታ ኣብ ሰሙንኣብ መንጎ 20 ተሳተፍቲ ፈረንሳውያንን ስደተኛታት ዝካየድ፣ (ናይዑቕባ መሰል ዘኸቡ ስደታኛታት ).
እዚ ፋልይ ጠቓሚ ኮይኑ ዶ ረኺብኩሞ ?
ን ዝተርጎሙን: ርእይቶኦም ዘበርከቱን ኩሎም ነመስግን
11 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ