Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምስታፍ ወይ ምስታፍ ኣብ ሲቪላዊ ኣገልግሎት ኣብ ኢልደፍራንስ

ምስ ምስ AIME ONG

ኣዳላዊ AIME ONG ኣቐድዲሙ ዝነበረ 5 місяців тому

ካብ 6 ክሳብ 12 ኣዋርሕ ዝጸንሕ ተልእኾ ሲቪክ ኣገልግሎት ንመንእሰያት ሓደስቲ መጻእን ተጠቀምቲ ኣህጉራዊ ሓለዋን።

እዞም ወለንታዊ ተልእኾታት ዝኽፈሉን ኣብ ኣገልግሎት ሕብረተሰብ ኣብ ማሕበር ወይ ህዝባዊ ትካል፡ ኣብ ፕሮጀክትታት ምትሕግጋዝን ምስ መንእሰያት ተዛረብቲ ፈረንሳ ብጽምዲን ይፍጸሙን።

ገለ ኣብነታት ናይቶም ዘለዉ ተልእኾታት፤

AIME Ton Engagement : 10 መንእሰያት ዝሓቖፈ ጉጅለ ትጽንበሩ ብምጽንባር

Réseau MEnS: ስደተኛታት ሰባት ዝለዓለ ትምህርቲ ንኽረኽቡ ባይታ ምጥጣሕ ትክእሉ

J'accueille IDF : ንኣካይዳ መደብ ብከመይ ስደተኛታት ናይ ብሕቲ ገዛውቲ ዝተዓቝቡ ሰባት ምቕባል ዝብል መደብ ተኸታተሉ።

ኣዝዩ ኣገዳሲ !
ኣብዚ ንምእታው ዲፕሎማ ወይ ስራሕ ምህላው ኣየድልየኩምንእዩ!

ንምንታይከ የዘገድስ?

ኣብ ምሉእ ተልእኾ ድሕሪ ሲቪካዊ ኣገልግሎት ኣብ ሞያዊ ፕሮጀክትካ ክመርሓካ ዝኽእል መምህር ይስዕበካ።

ሰሙናዊ ወይ ወርሓዊ ቆጸራታትን ርብዒ ዓመት ናይ ኮርስ ነጥብታትን ክህልወካ እዩ።

ስራሕ ክህልወካ፡ ትምህርቲ ወይ ኮርስ ፈረንሳ ክትከታተልን ነዚ ተልእኾ ሲቪክ ኣገልግሎት ኣብ ሓደ እዋን ክትፍጽሞን ትኽእል ኢኻ።

ንመብጽዓኻ ኣብ ነፍሲ ወከፍ ወርሒ €619 ክፍሊት ክትረክብ ኢኻ።

ምስ ካልእ መንእሰይ ተዛራባይ ፈረንሳ ብጽምዲ ትሰርሕ፡ ኣብቲ ጋንታ ንኽትውሃሃድ የጣጥሕ ።

እዚ ሲቪክ ኣገልግሎት ሓድሽ ክእለት ከተማዕብልን ሞያዊ መርበብ ክትሃንጽን የኽእለካ፣ ርእሰ ተኣማንነትካን ርእሰ-ምትእምማንካን የመሓይሽ ዝሕግዝ እዩ ።

ከመይ ንገብሮ?

  • Singa Paris ሲንጋ ፓሪስ፡ ኣብ ሞያዊ ውህደት ስደተኛታት ኣብ ኢል ደ ፍራንስ
  • J'accueille Paris: ኣብ ኢል ደ ፍራንስ ዝግበር ናይ J'accueille መደባት ሓገዝ ምክያድ
  • Union des Étudiants Exilés ሕብረት ስደተኛታት ተማሃሮ፡ ስደት ንዝመጹ ሰባት ናብ ላዕለዋይ ደረጃ ትምህርቲ ንኽበጽሑ ምምችቻእ

ብኢመይል፡ juliette.howard@aime-ong.org

  • ብስልኪ፡ 07 66 30 57 48

ብተወሳኺ ኣብ መርበብ ሓበሬታ site de AIME ou l'instagram de AIME !

14 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • xavidumምምሕዳር
  • a mugnierምምሕዳር
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • yonitechተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • basheer al ghothaniተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት
  • meryem lakchiniተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • aime ongኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • équipe - aime ongኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ

Liens utiles