Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምርካብ ሲቪላዊ ኣገልግሎት ኣብ Val d'Oise

ምስ ምስ Unis-Cité Val d'Oise

ኣዳላዊ Unis-Cité ኣቐድዲሙ ዝነበረ 2 роки тому

ማሕበር ዩኒስ-ሲተ ንደቂ 16-25 ዓመት ዝኸውን መደብ ሲቪክ ኣገልግሎት የቕርብ ። ናይ 8 ኣዋርሕ ምሉእ ግዜን ናይ ጋንታን ተወፋይነት ኣብ ሓፈሻዊ ረብሓ ዘለዎም ተልእኾታት እዩ።

ጽቡቕ ምፍላጥ!

ኣብ ዩኒስ-ሲተ ሲቪክ ሰርቪስ ንምግባር መንእሰያት ብድራኸኦም ጥራይ እዮም ዝምረጹ። ዲፕሎማ ወይ ፍሉይ ክእለት ኣየድልን።

ንምንታይከ የዘገድስ?

ሲቪክ ኣገልግሎት ምስ ካልኦት መንእሰያት ክትራኸብን ናይ ምትሕግጋዝ ተልእኾታት ብምፍጻም ንነብስኻ ጠቓሚ ክትገብራን የኽእክ እውን እዩ።

  • ፈረንሳ ከም ቋንቋ ወጻኢ ኩሉ ሓሙስ ድሕሪ ቀትሪ ኣብ ፓሪስ ትምህርቲ
  • ምልውዋጥን ዘተን ምስ ጋንታ መንእሰያትን ህዝብን
  • ነጻ ባህላዊ ምውጻእ

ን8 ኣዋርሕ ኣብ ወርሒ 609.94 ዩሮ ክፍሊት የውህብ

  • ን ጉጅለ መንእሰያት ብመምህራን ዝግበር ደገፍ
  • ሞያዊ ፕሮጀክትካ ኣብ ምህናጽ ሓግዝ
  • እዚ መንእሰያት ወለንተኛታት ብዛዕባ ክብርታት ዜግነትን ምትሕግጋዝን ንምምሃር ዝዓለመ ሲቪካውን ዜጋውን ስልጠና ሲቪክ ኣገልግሎት ምስታፍ፣ ኣብ ርእሲኡ ድማ ከባቢኦም ብዝበለጸ ንኽርድኡን ውልቃውን ማሕበራውን ክእለቶም ከማዕብሉን ምሕጋዝ

ከመይ ንገብሮ?

ብኢንተርነት https://www.uniscite.fr/antenne/val-doise/ ወይ ብተሌፎን au 07.64.55.83.56 ወይ ብኢመይል ተመዝገቡ ኣድራሻ እንሀኩም à caurevil@uniscite.fr

10 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • utilisateur_14587093ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • sylvainlgተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • uniscite95ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ

Liens utiles