ምምህር ቋንቋ ፈረንሳ ምምሃርን ንመዓልታዊ ዕማማት ኢንተርነት
ምግባር ምምሕዳራዊ ዕማማት ንምፍጻም፡ ፈረንሳዊ ቋንቋኻ ንምምሕያሽ፡ ከምኡ’ውን ናይ ስልጠና ወይ ናይ ስራሕ ፕሮጀክት ንምስጓም ብኸመይ ኢንተርነትን ዲጂታላዊ መሳርሒታትን ከም እትጥቀም ንምፍላጥ ዝሕግዙ ዓውደ መጽናዕትታት።
République
Française
Réfugiés.info
ሓበሬታ ን ስደተኛታት ኣብ ፈረንሳ
ካብ መንጎ 161 ፋይላት ናይ ምሕዳራትን ኣከባብያውያን ኣገልግሎት ዝሕብሩ ርኸቡ
ምግባር ምምሕዳራዊ ዕማማት ንምፍጻም፡ ፈረንሳዊ ቋንቋኻ ንምምሕያሽ፡ ከምኡ’ውን ናይ ስልጠና ወይ ናይ ስራሕ ፕሮጀክት ንምስጓም ብኸመይ ኢንተርነትን ዲጂታላዊ መሳርሒታትን ከም እትጥቀም ንምፍላጥ ዝሕግዙ ዓውደ መጽናዕትታት።
ምምሃር ናብ ፈረንሳ ንዝኣትዉ ሰባት ነጻ ደገፍ: መሰላት ምርካብ: ምምሕዳራዊ ኣገባባት: ቋንቋ ፈረንሳ ምምሃር: ኣብ መዓልታዊ ህይወት ናጻ ንምዃን ዲጂታላዊ መሳርሒታት
ምርካብ ሓገዝ ኣብ ምምሕዳራዊ ኣገባባት (መንበሪ ፍቓድ፡ ምጥርናፍ ስድራቤት፡ ዜግነት ፈረንሳ)፡ ሓበሬታ ብዛዕባ መሰላትን ሓላፍነታትን ኣብ ፈረንሳ፡ ከምኡ’ውን ደገፍ ውህደት።
ምርካብ ሓገዝን ምኽርን ንወረቐታዊ ስራሕ፣ ምምሕዳራዊ ኣገባባት፣ መሰላትካ ንምርካብ ሕጋዊ ሓበሬታ፣ ምስ ኩነታትካ ዝሰማማዕ ስልጠና ንምርካብ ምኽርን ...
ምርካብ ተማሃሮ ምስ ኩነታቶምን ባጀቶምን ዝሰማማዕ ማሕበራዊ ኣባይቲ ንምርካብ ዝሕግዝ መርበብ ሓበሬታ፡ ምስ ቅድመ-ምድላዋት፡ መብርሂታት ገንዘባዊ ሓገዝ ንተማሃሮ፡ ከምኡ’ውን ምኽርታት።
ምኽኣል መዓልታዊ ርእሰ-ምኽኣል ን150 ሰዓታት ኣብ ስትራስበርግ ናይ ፈረንሳን ዲጂታላውን ስልጠና ምሃብ
ምኽኣል ምስታፍ 150 ሰዓታት ስልጠና ፈረንሳን ዲጂታላዊ ክእለት (ኮምፒተርን ስማርትፎንን) ኣብ ሊል መዓልታዊ ርእሰ-ምኽኣል
ምርካብ መሰላት ንምርካብን ኣብ ፈረንሳ ንምቕማጥን ወረቓቕትን መመልከቲታትን (መንበሪ ፍቓድ፣ CAF [ፋንድ ኣበል ስድራቤት]፣ መንበሪ ገዛ፣ ጥዕና፣ ግብሪ ወዘተ) ንምምላእ ብሕታዊ ሓገዝን ምኽርን እዩ ወዘተ ዝምልከት ።
ምምሃር ናይ ቋንቋ ፈረንሳ ኮርሳት ንናይ ምዝራብን ምጽሓፍን ክእለትካ ንምምሕያሽ። ምርካብ ብምምሕዳራዊ ኣገባባት ምድጋፍ፣ ኣብ ንጥፈታት ንምስታፍን ሓደስቲ ሰባት ንምርኻብን ዕድላት።
ምርካብ ኣገልግሎት ሓበሬታ ብዛዕባ መሰላት፡ ደገፍ ኣብ ምዕባለ ሞያ፡ ምሕጋዝ ክንክን ህጻናት፡ ምቅላስ ጾታ መሰረት ዝገበረን ጾታዊ ዓመጽን
ምኽኣል ሰብ ሞያ ካብ 16 ክሳብ 25 ዓመት ዝዕድሚኦም መንእሰያት ስደተኛታት ስልጠና፡ ስራሕ፡ መንበሪ፡ ወረቓቕቶም ንኽፍጽሙ፡ ንኽንቀሳቐሱ ይሕግዙ...
ምርካብ ገዛ ክራት ፣ ንብረት ዘለዎ ክፍሊ ወይ ስቱድዮ ምክራይ፡ ምምሕዳራዊ ደገፍ፡ ከምኡ’ውን ሞያዊ ውህደት ምጣሕን
ምእንቲ ምድግጋፍ ኣብ ስደት ዝርከባ ደቂ ኣንስትዮ ክመሃራ፣ ክካፈላን ሞያዊ ፕሮጀክት ክሃንጻን ምድጋፍ
ንምርካብ ሓፈሻዊ ሓገዝ ናይ ፡ ሓባራዊ መሰላት፡ ምምሕዳራዊ፡ ኣባይትን ስራሕን...ወዘተ ንምርካብ ክትክእሉ
ንምርካብ ሓፈሻዊ ሓገዝ ናይ ፡ ሓባራዊ መሰላት፡ ምምሕዳራዊ፡ ኣባይትን ስራሕን...ወዘተ ንምርካብ ክትክእሉ
ምኽኣል ኣብ ተፈጥሮኣዊ ቦታታት ኣብ ዝግበር ናይ ውህደት ፕሮጀክት ምክፋልን ብሕታዊ ደገፍ ምርካብን እዩ።
ምኽኣል ሓገዝ ፣ ሰብ ሞያ ካብ 18 ክሳብ 25 ዓመት ዝዕድሚኦም መንእሰያት ስደተኛታት ስልጠና፣ ስራሕ፣ መንበሪ ገዛ ወዘተ ክረኽቡ ይሕግዙ።
ምርካብ ሓገዝ ኣብ ኣለንሶን Alençonንዝርከቡ ስደተኛታት ናይ ምቕባል፡ መምርሒ፡ ማሕበራውን ሞያውን ደገፍ ዝግበረሉ ቦታ
ንምርካብ ኩለመዳያዊ ደገፍ፡ ምፍላጥ መሰላት፡ ምምሕዳራዊ፡ ኣባይቲ፡ ስራሕ ወይ ስልጠና...ወዘተ
ምርካብ ኩለመዳያዊ ደገፍ፡ ምርካብ መሰላት፡ ምርካብ ምምሕዳራዊ ጉዳያት፡ ምርካብ ምትእስሳር ምስ ደጋፊ ኣአንጋዲት ሃገርን ህዝቢን እገባብ ኣነባራን
ምቕያር ዞባ ፣ ስራሕ ይሃልኹም፣ ካብ ኒስ ወጻኢ መንበሪ፣ ምምሕዳራዊ ደገፍ፣ ፈረንሳ
ምርካብ መንበሪ ገዛ ንንጽል ሰባት ዝኸውን መንበሪ ገዛን ምስቲ ኣገባባት ዝተመዓራረየ ደገፍን ምህላው
ንምርካብ ሓፈሻዊ ሓገዝ ናይ ፡ ሓባራዊ መሰላት፡ ምምሕዳራዊ፡ ኣባይትን ስራሕን...ወዘተ ንምርካብ ክትክእሉ
ንምርካብ ሓፈሻዊ ሓገዝ ናይ ፡ ሓባራዊ መሰላት፡ ምምሕዳራዊ፡ ኣባይትን ስራሕን...ወዘተ ንምርካብ ክትክእሉ
ምስኣል ብ ኢንተርኔት ወይ ኢ-ፎቶ ንወግዓዊ ሰነዳት ። ኣብ ኢንተርነት ንምስራሕን ንምጥቃምን ዝሕግዙ
ምሕታት ምኽኣል ፣ምሕታት ናይ ፈረንሳ ዜግነት ብ መገዲ ናቹራሊዛሽን ዝተባህለ መስርሕ
ምኽፋት ኣብ ኣካውንት ብኸመይ ከም ዝከኣል Étrangers en France መንበሪ ፍቓድ፡ ምሕታት ዜግነት ወዘተ መስርሕ ወዘተ ምጽፋፍ ምእንቲ ክትክእሉ ዘኽእል)
ምጥላብ ፣ ሕጋዊ ሰነድ ንምጥላብ ንመርዓ ወይ ንምጽማድ ዝወሃብ ዝነበረ ሰነድ ተሪፉ እዩ እንተደኣኣ ስደተኛታት ኲይንኩም፣ ሰርቲኬት ኣየድልየኩም እዩ
ምጥላብ ን 5 ዓመት ዘግልግል ፓስፖርት ናብ ወጻኢ ክንገሸሉ ንኽእል ፓስፖርት(TVR, TIV, TVA) ዝበሃሉ ዓይነታት ንምርካብ ::
መንበሪ ፍቓድ ብዝምልከት ምርካብ ሓበሬታ ፣ ፋይል ብከመይ ኣብ መወዳእታ' ካርት-ሰጁኽ' ንምርካብ ካብ ፕረፈክፉር (ANEF) ይሕብር እዩ።
ምሕዳስ ናይ መንበሪ ካርድ መንበሪ ካርድኹም ምውዳቑ ግዜ ወይ ካብ መዓላ ወጻኢ ዝኾነሉ እዋን እንተቐሪቡ ኣብ (ANEF) ንምሕዳስሱ ኣብ ኦን ላይን ሕተቱ ንምሕዳሱ!
ምዝገባ La CAF ኣብ ዝተፈላለየ ክፋል ናይ ህይወት ዘለዉ ሰባት ካብ ብመግስቲ ዝመቓራሕ ገንዘብ እዩ። ስለዚ ካብኡ ንኽንረብሕ ብኸመይ ክንምዝገብ ንኽእል ዝሕብር እዩ።