ምርካብ ስራሕን መንበሪን ገዛን ኣብ Seine-et-Marne
ምስ ምስ AGIR 77
ኣዳላዊ AGIR , AGIR, Gouvernement, Union Européenneኣቐድዲሙ ዝነበረ 3 місяці томуእቲ ብ AGIR ኣጂር ዝበሃል ዝፍለጥ መደብ ንፈረንሳ ንዝርከቡ ስደተኛታት መንበሪን ስራሕን ንኽረኽቡ ዝሕግዝ መስርሕ እዩ ።
ብመሰረት እቲ ፕሮግራም ናይ ኣጂር ኣብ ፈረንሳ ኣብ መስርሕ ውህደትኩምን ኣብ ኣገባባቶምን ምስላጥ ይሕግዘኩም እዩ።
ኣብ እዘም ንዝስዕቡ፣ መስርሕ ደገፍ ከውህበኩም ይኽእል፤
- ንመላእ ቢኤተሰብኩምን ንዓኻኹምን ንደቅኹምን ንምምሕዳራዊ ኣገባባት ምፍጻም፣ ።
- ኣብ መንበሪ ንምርካብ ምትሕብባር
- ኣንትደኣ ቋንቋ ፈረንሳ ንምምሃር ወይ ሞያ ንምምሃር ስልጠና ምርካብደሊኹም
- ስራሕ ንኽትረኽቡ ምስ France Travail ፈረንሳ ትራቫይል ብምትሕብባር
- ከምኡውን ን ኣብ መዓልታዊ ህይወትዘጋጥም ብድሆታት ከም እኒ (ምሕብሓብ ህጻናት፡ክትትል ጥዕና፡ ናይ መጓዓዝየ ) መፍትሒ ምድላይ
ኣብዚ መደብ ናይ ደገፍ ኣጂር AGIR እንተበዝሐ ን24 ኣዋርሕ ዝጸንሕ ኮይኑ፡ ናባኹም ቀሪቡ ብዝፍረም ውዕል ወግዓዊ ይኸውን። ስለዝኾነ ድማ ኣብ ነፍሲ ወከፍ 2 ወርሒ ኣኼባታት ኣለኩም፡ ኣብ እዋን ደገፍኩም ድማ ናይ ጉጅለ ዓውደ መጽናዕትታት ኣብ ግዝበር ንጥፈት ምስታፍ ከም ዘለኩም ኣስተውዕሉ።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
Lieu d'accueil
France Terre d'Asile, 72 boulevard Aristide Briand, 77000 Melun, France
01 84 81 00 66
agir77@france-terre-asile.org
Chargement de la carte...
11 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
xavidumምምሕዳር
a mugnierምምሕዳር
programme agirኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
darlapmተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት