ምርካብ ሓገዝ፣ ናይ ምሕደራዊ መስርሕ ንመንበሪ ገዛ ዝኸውን ካልእ ኣገልግሎታትን፣
ምስ ምስ Foyer Jeunes Travailleurs
ኣዳላዊ Résidence le Plessis Montceau-les-Mines ኣቐድዲሙ ዝነበረ місяць томуምምሕዳርና እቲ እኳ ብ Résidence Le Plessis ዝፍለጥ፣ ንብረት ዘለዎ መንበሪ ገዛ (ክፍልታት ወይ ስቱድዮ) ንኽራይ የቕርብ ምዃኑ ክሕብር ይፈቱ።
እዚ ብወርሒ፡ ወይ ንሓንቲ ወይ ልዕሊኡ ወላ ውን ለይቲ፡ ወይ ኣብ ፍሉይ ዕለታት ክትጸንሑ ዘኽእል ክራይ እዚ እንተአሊኹም በዚ መስርሕ ተኸተሉ።
ኣዝዩ ኣገዳሲ ሓበሬታ መንበሪ ገዛ ንምምልካት ግድን ክማልኡ ዘለዎም ነገራት ፤
- ዕድመ ናይቲ ሰብ ካብ 16 ክሳብ 30 ዓመት ምዃን
- ስራሕ ምህላው
- ኣብ ወይ ትምህርቲ ወይ ኣብ ስልጠና ዘሎ ሰብ ምዃን
- ከምኡውን ወይ ኣብ ናይ ስራሕ-መጽናዕቲ መደብ ወይ ልምምድ ምህላው
- ብተወሳኺ ወይ ንሞያዊ ውህደት ደገፍ ምርካብ ዝኽእል።
እዚ ከምዚ ኢሉ እንከሎ። ናይ ኣባልነት ክፍሊት ንመዝገብ ፡ 5 ዩሮ ኣብ ዓመት።
ውሕስነት ገንዘብ: 110 ዩሮ .
- ዕድመ ናይቲ ሰብ ካብ 16 ክሳብ 30 ዓመት ምዃን
- ስራሕ ምህላው
- ኣብ ወይ ትምህርቲ ወይ ኣብ ስልጠና ዘሎ ሰብ ምዃን
- ከምኡውን ወይ ኣብ ናይ ስራሕ-መጽናዕቲ መደብ ወይ ልምምድ ምህላው
- ብተወሳኺ ወይ ንሞያዊ ውህደት ደገፍ ምርካብ ዝኽእል።
እዚ ከምዚ ኢሉ እንከሎ። ናይ ኣባልነት ክፍሊት ንመዝገብ ፡ 5 ዩሮ ኣብ ዓመት።
ውሕስነት ገንዘብ: 110 ዩሮ .
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
Lieu d'accueil
5 Rue de la Résistance, 71300 Montceau-les-Mines, France
03 85 69 06 20
contact@haj-montceau.fr
Chargement de la carte...
መንበሪ ገዛ
ቤት ጽሕፈታት
መንበሪ ገዛ እረክብ፣
ጉዳያተይ ንምስላጥ ሓገዝ ምርካብ፣
ብዛዕባ ስልዔይ ሓገዝ ግብሪ ናይ ባኪ ወይ ሕሳብ ዝኣመሰሉ ኩነታተይ፣
ገዛ ኣብ ምርካብ ዝግበር ኣሰራርሓ፣
11 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
xavidumምምሕዳር
résidence le plessis montceau-les-minesኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
gitoroተርጓሚ/ሚት
hlftyተርጓሚ/ሚት
rama anzouተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
mariaxoxoተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት